ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝተረኸበ ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 06 ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝተረኸበ ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ከምዝተትሓዘ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ክልል ዝርከባ ኣርባዕተ ዝተፈላለያ ኬላታት ብዝተገበረ ፍተሻ፥ ብር 2 ሚሊየንን 370 ሺሕን…