ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ቀፃሊ ሰሉስ ህፁፅ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣብ ዝቕፅል ሰሉስ 10 ለካቲት 2012 ዓ.ም ህፁፅ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቡ ክዝቲ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከምዘመሓላልፍን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ መቐለ ተጋሩ ጥራሕ እንተይኮኑስ ካልኦት እውን ዝብህግዋ ዓለም ለኻዊት ከተማ ክንገብራ ኢና- ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ መቐለ ተጋሩ ጥራሕ እንተይኮኑስ ካልኦት እውን ዝብህግዋ ዓለም ለኻዊት ከተማ ንምግባር ከምዝስራሕ ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም። መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ፅምብል በዓል 11…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓረብ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ዘጋጥሙወን ፀገማት ንምፍታሕ መንግስቲ መፍትሒ ከተኣላልሽ ኢዩ — ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓረብ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ዘጋጥሙወን ፀገማት ንምፍታሕ መንግስቲ መፍትሒ ከምዘተኣላልሽ ቀዳማይ ሚኒሰትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓረብ ምስ ዝተውፃእፃኣ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ብሄራዊ መረፃ ቦርድ ፌዴሪኢ ኣፍልጦ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ መረፃ ቦርድ ፌዴሪኢ ንህወሓት ብዕለት 4 ለካቲት 2012 ዓ/ም ኣፍልጦ ሂቡ። ህወሓት ብመሰረት ዝኽተሎ መስመርን ፕሮግራምን ምስ ሓዱሽ ፓርቲ ብልፅግና ከምዘይውሃሃድ ምግላፁ ይፍለጥ። ስለዝኾነ ብመሰረት ቁፅሪ ኣዋጅ 1162/2011…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ግብፂ ሓደ ሰብ ንፈለማ እዋን ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፉ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ግብፂ ኣብታ ሃገር ሓደ ሰብ ብቫይረስ ኮረና ከምዝተለኸፈ ትማሊ ገሊፁ። ቫይረስ ኮረና ካብ ምድሪ ቻይና ወፃኢ ዛጊድ ኣብ 24 ሃገራት ዘጋጠመ እንትኸውን፥ 500 ሰባት ከምዝተለኸፉ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ በዓል 11 ለካቲት ምኽኒያት ብምግባር ምቅማጥ እምነ ኹርናዕ ኣብያተ ትምህርቲ፣ ጥዕናጣብያታትን ዘመናዊ መናሃርያን ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2012 ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ በዓል 11 ለካቲት ምኽኒያት ብምግባር ልዕሊ ብር 1 ነጥቢ 3 ቢልየን ፈሰስ ዝግበረሎም ኣብያተ ትምህርቲ፣ ጥዕናጣብያታትን ዘመናዊ መናሃርያን ንምህናፅ ስነ-ስርዓት ምቅማጥ እምነ ኹርናዕ ተሳሊጡ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምቕማጥ እምነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ገዛኢ ዱባይን ሼኽ መሓመድ ቢን ረሺድ ኣልመክቱም ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2012 ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ገዛኢ ዱባይን ሼኽ መሓመድ ቢን ረሺድ ኣልመክቱም ተዛትዮም። ሼኽ መሓመድ ቢን ረሺድ ኣልመክቱም፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኢትዮጵያ ንምልዋጥ ዝገብሩዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቻይና ዝመሃሩ ዘለዉ ኢትዮጵያውያን ብቫይረስ ኮረና ንኸይልከፉ ዘኽእል ክትትል ይግበር ኣሎ – ኣይተ ነቢያት ጌታቸው Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣6 ለካቲ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መሪሕ ሓሳብ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ ኣብታ ኣህጉር ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ዘገናዘበ ብምዃኑ ኣብ ኣፍሪካ ሰላም ክሳብ ዝነገስ ተግባራዊ ክኸውን ዝግበኦ ኢዩ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ነቢያት ጌታቸው ገሊፆም። ኣይተ ነቢያት ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓረብ ንዝተውፃእፅኡ ኢትዮጵያውያን ኣብ ስታዲየም ሸባብ ኣል ኣህሊ ዱባይ ብምርካብ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2012 ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ስታዲየም ሸባብ ኣል ኣህሊ ዱባይ ብምርካብ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓረብ ንዝተውፃእፅኡ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተሳለጠ እቲ ስነ-ስርዓት፥ ካብ ስዑድ ዓረብ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕለተ መውሃቢ ድምፂ ሃገራዊ ምርጫ 2012 ዓ.ም 23 ነሓሰ ንክኸውን ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2012 ኤፍ.ቢ.ሲ)ዕለተ መውሃቢ ድምፂ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ብመሰረት ዝተመሓየሸ ሰሌዳ ጊዜ 23 ነሓሰ ክኸውን ከምዝተወሰነ ተገሊፁ። ኮንፈረንስ መዳርግቲ ኣካላት ምርጫ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። መመሓየሺ ሓሳብ እቲ ሰሌዳ ጊዘ…