ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ህፁፅ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ህፁፅ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ጉባኤኡ ዝጀመረ እንትኸውን፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቡ ክዝቲ ኢዩ ተባሂሉ። ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከምዘመሓላልፍን ሽመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ንዕዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። ፖምፒዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ ድማ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 79 ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሓምለ ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 79 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ብምዝታይ ውሳነታት ሂቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ብመጀመርታ ደረጃ ዝተዛተየ ኣብ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀትን ኣሸፋፍና ወፃኢን መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ዝሳለጥ ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ኣብቲ ክልል ዘሎ ፀፅታ ብዝምልከት ትኹረት ክገብር ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ዝሳለጥ ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ኣብቲ ክልል ዘሎ ምኽባር ልዕልነት ሕጊን ፀፅታን ብዝምልከት ትኹረት ብምግባር ከምዝዝቲ ተገሊፁ። ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፈ ኣብ ዝተኻየደ ዓስራይ ስሩዕ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ሓባሲ ንብዓት ዘቕርቦም ናይ እርማት ስጉምቲታት እናተተግበሩ ከምዘይኮነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ሓባሲ ንብዓት ኣብ ዘቕርቦም ናይ እርማት ስጉምቲታት ኣብ ታህተዋይን ማእኸላይን ብርኪ ምሕደራ መንግስቲ ግቡእ መልሲ ከምዘይረኽቡ ተገሊፁ። እቲ ትካል ንኽልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ሽዱሽተ ወርሒ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይግምግም ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝኣቱ ቁፅሪ መሳርሒታት ኲናት እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከባቢታት ዶብ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝኣቱ ቁፅሪ መሳርሒታት ኲናት እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ። ኣብ ኣተገባብራ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመሓዳድራን ቁፅፅርን መሳርሒታት ኲናት ዘድሃበ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ብኣሰናዳእነት ሚኒስትር ሰላም ዝተሳለጠ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ፌዴሪኢ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ሚኒስትራት፣ ኣባላት ኮሚቴ ድርድር፣ ምሁራን፣ ፍሉጣት ሰባትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ዕድጊት ንምዝገባ መረፅቲ ዘገልግሉ ውፅኢታት ሕትመትን ኣቑሑትን ምዝዛሙ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ዕድጊት ንምዝገባ መረፅቲ ዘገልግሉ ውፅኢታት ሕትመትን ካልኦት ኣቑሑት መረፃን ምዝዛሙ ገሊፁ። እቶም ኣቕሑት ልዑል ሓለዋ ብዘለዎ መኽዚን ካርጎ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣቢሉ ምእታው ከምዝዛመ ዝገለፀ እቲ ቦርድ፥ ስራሕቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 አዲስ አበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንሰለስተ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ስዑድ ዓረብ ኣምሪሖም። እቶም ፕሬዚዳንት ናብ ሪያድ ዝተጉዓዙ፥ ንጉስ ስዑድ ዓርብ ሰልማን ቢን ኣብዱልኣዚዝ ብመሰረት ዝገበሩሎም እንግዶት ምዃኑ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብረታዊ ቃልሲ ካብ ዝተወለዐሉ 11 ለካቲት 1967 ዓ/ም ክሳብ ምውዳቕ ደርግ ንዝነበሩ ተጋደልቲ ኣፍልጦ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ብረታዊ ቃልሲ ካብ ዝወለዐትሉ 11 ለካቲት 1967 ዓ/ም ክሳብ ምውዳቕ ስርዓት ደርግ ንዝነበሩ ተጋደልቲ ክብሪን ኣፍልጦን ትማሊ ተዋሂቡ። እቲ ትማሊ ዝተሳለጠ ምሃብ ክብርን ኣፍልጦን፥ ንመስረቲ እቲ ውድብ፣ ፈፀምቲ ስራሕ፣ ብብርኪ ማእከላይ…