ቢዝነስ መበል ሳልሳይ መድረኽ ፎረም ቢዚነስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል ሳልሳይ መድረኽ ፎረም ቢዚነስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ብኣሰናዳኣይነት ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ዝተዳለወ እንትኸውን፥ “ኣብ ልዕሊ ህዝብታት፣ ፕላኔትን ምዕባለን መዋዕለ ንዋይ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ።…
ቢዝነስ ፍርያቶም ትሕቲ ደረጃ ዝኾኑ 9 ፋብሪካታት ስጉምቲ ተወሲዱዎም Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያቶም ትሕቲ ደረጃ ኣብ ዝኾኑ ትሽዓተ ፋብሪካታት ስጉምቲ ምውሳዱ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኣገዳዲ መለክዒ ፅሬት ደረጃ ኢትዮጵያ ዘየማልኡ ፍርያት እናፍረዩ ኣብ ዝረኸቦም ትሽዓተ ፋብሪካታት ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት መሃሙዱ ቡሃሪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ መሃሙዱ ቡሃሪ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ትኹረት ብምግባር ልዝብ ከምዝገበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽግ ሓርነት ደደቢት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታትን ከተማታትን ዞባ ማእከል ኣቀባብላ ተገይሩላ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ሽግ ሓርነት ደደቢት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታትን ከተማታትን ዞባ ማእከል ኣቀባብላ ተገይሩላ። እታ ሽግ ሓርነት ካብ ደደቢት ዝተበገሰት እንትትከውን፥ ኣብ ከተማታት ኣክሱም፣ ራማ፣ ኣሕስኣን ዓድዋን ከምኡ እውን ወረዳ ኣሕፈሮም፣ ናዕዴር ዓዴትን ታሕታይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕዚዳንት ኬንያ ኣራፕ ሞይ ይሳተፋ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ብሄራዊ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕዚዳንት ኬንያ ዳንኤል ኣራፕ ሞይ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብ ስታዲየም ንያዮ እናተካየደ ዝርከብ እቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፥ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኡሁሩ ኬንያታ፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ምስ ኮሮናቫይረስ ብዝተተሓሓዘ ላዕለዎት ሰብመዚ ሰጒጓ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቻይና ላዕለዎት ሰብመዚ ግዝኣት እታ'ቲ ቫይረስ ዝተልዓለላ ግዝኣት ሁበይ ተሰጒጐም። ካብ ሓላፍነቶም ካብ ዝተሰጎጉ ላዕለዎት ሓለፍቲ፥ ሓላፊ ኮሚሽን ጥዕና፣ ዋና ፀሃፊ እቲ ገዛኢ ፓርቲ ተረቋሕቲ ኢዮም። ምክትል ሓላፊ ቀይሕ መስቀል እቲ ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ሱዳንን ግብፂን ዝተገበረ ውፅኢት ድርድር ማዕቐፍ ሕጊ ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ምግማጋም ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ምስ ልኡኻት ሱዳንን ግብፂን ዝተገበረ ውፅኢት ድርድር ማዕቐፍ ሕጊ ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ምግማጋም ጀሚሩ። እቶም ሚኒስትር፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 33 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንኣፍሪካ ናብ ዝሐሸ ብርኪ ዘሰጋግሩ ውሳነታት ዝተመሓላለፉሉ ኢዩ – ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 33 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንኣፍሪካ ናብ ዝሐሸ ብርኪ ዘሰጋግሩ ውሳነታት ዝተመሓላለፉሉ ከምዝነበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምዝዛም እቲ ጉባኤ ኣመልኪቶም መልእኽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወርሒ ጉንበት 12 ከተማታት ተረባሕቲ ግልጋሎት ዝህደስ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክኾና ኢየን Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ጉንበት 2012 ዓ.ም 12 ከተማታት ተረባሕቲ ኣገልግሎት ዝህደስ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝኾና ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሓበሬታታት ከምዝሕብሩዎ ተበፃሕነት ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ 44 ሚኢታዊ ጥራሕ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ፈተና ዓመተ 2012 ዝወሃበሉ ግዘ ሰሌዳ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ሃገር ለኸ ትምህርቲን ምዘናን ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2012 ሃገር ለኸ ፈተና ዝወሃበሉ ግዘ ሰሌዳ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ፥ ካብ 24 ክሳብ 27 ጉንበት 2012 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ።…