Fana: At a Speed of Life!

ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግዲን ኢትዮጵያ ኣብ ሲሪላንካ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 የካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግዲን ኢትዮጵያ ኣብ ሲሪላንካ ከተማ ኮሎምቦ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ፎሮም ኣብ ህንዲ ዘሎ ኤምባሲ ፌዴሪኢን ኣብ ከተማ ኮሎምቦ ዘሎ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያን ብሓባር ብምዃን ዘሰናድእዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ስለዝኾነ ኣብ…

መበል 33 ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ እውን ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስላጥ ዝጀመረ መበል 33 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ እውን ይቕፅል ኣሎ። እቲ ስሩዕ ጉባኤ፥ “ጎንፂን ኲናትን ብምዕጋት ንልምዓት ኣፍሪካ ምዕሩይ ሃዋህው ምፍጣር!” ብዝብል መሪሕ ቓል ኢዩ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮረና ዝተጠርጠሩ ሰባት ብሙሉኦም ካብቲ ቫይረስ ናፃ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮረና ዝተጠርጠሩ ሰባት ብሙሉኦም ካብቲ ቫይረስ ናፃ ከምዝኾኑ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዘ ወይ ተጠርጢሩ ኣብ…

ብዝተፈላለየ ኩነታት ጥቕዓት ንዝበፅሐን ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ግልጋሎት ዝህብ ማእኸል ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ዝተጣየሸ ግልጋሎት ሓደ ማእኸል ጥቕዓት ንዝበፅሐን ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ። ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዶር የትምወርቅ ገብረመስቀል ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ቀዳማይ ሚስትር ካናዳ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ቀዳማይ ሚስትር ካናዳ ጀስቲን ቱሩዶ ተዛትየን። ክልቲኦም መራሕቲ፥ ኣብ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ክልቲአን ሃገራ ብምድሃብ ተዛትዮም ኢዮም። ኣብ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲን…

ሓይሊታት ፖለቲካ ደቡብ ሱዳን ስምምዕነት ከይዲ ምስረታ መንግስቲ ናብ ተግባር ክቕይሩ ይግባእ – ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊታት ፖለቲካ ደቡብ ሱዳን ዝበፅሑዎ ስምምዕነት ከይዲ ምስረታ መንግስቲ እታ ሃገር ብቕልጡፍ ናብ ተግባር ክቕይሩ ከምዝግባእ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ፀዊዖም። እቶም ዋናፀሓፊ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ…

መቐለ 70 እንደርታ ብፋሲል ከነማ ተረቲዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ሓደ ፀወታ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር-ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ብፋሲል ከነማ ተረቲዓ። ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ትግራይ ዝተኻየደ እቲ ፀወታ ጋንታ ሙጂብ ቃሲም ኣብ ልዕሊ መቐለ 70 እንደርታ ብዘቑፀረን ክልተ…

ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝቐረቡሎም ክሲታት መስኪሮምለይ ኢዮም ዝበሉዎም ላዕለዎት ሰበ ስልጣናት ኣባሪሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝቐረቡሎም ክሲታት መስኪሮምለይ ኢዮም ዝበሉዎም ላዕለዎት ሰበ ስልጣናት ኣባሪሮም። ፕሬዚዳንት ትራምፕ፥ ስልጣኖም ብዘይኣግባብ ተጠቒሞም ኢዮም ዝብል ክሲን ላዕለዋይ ባይቶ ኣሜሪካ ነቲ ክሲ ንምፅራይ መርመራ ኣብ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ኤርና ሶልበርግ ተዛትየን። ኣብቲ ዘተ፥ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈርያት ካሚል፣ ሚኒስትር መናእሰይ፣ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ወይዘሮ ያለም ፀጋይ፣ ጅግና ሲ.ኤን.ኤን ዓመተ 2019…

ፎረም ቢዝነስ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ካናዳ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ቢዝነስ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ካናዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቀዋሚት ተፀዋዒት ጉዳያት ኣምባሳደር ማህሌት ኣብ ዝገበረኦ መኽፈቲ ዘረባ፥ ኢትዮጵያን ካናዳን ካብ 1948 ዓ.ም ጀሚረን ጥንኩርን ኩለመዳያዊ…