ብልፅግና ፓርቲ ሃገራዊ ምርጫ ኣብዚ ዓመት ንኽካየድ ፅኑዕ ቅዋም ኣለዎ- ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልፅግና ፓርቲ ሃገራዊ ምርጫ 2012 ኣብዚ ዓመት ንኽካየድ ፅኑዕ ቅዋም ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።
ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ ኩነታትን ሃገራዊ ምርጫን ብምዝታይ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከምዘመሓላለፈ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ብልፅግና ፓርቲ…