ጀይ ኢ ጂ ካብ ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝግበር ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ምምዛንን ምውሳንን ደረጃ ስራሕ ሰራሕተኛታት (ጀይ ኢ ጂ) ካብ ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝግበር ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን እቲ ቢሮ ኣይተ ዳኒኤል ኣሰፋ ኣብ ዝሃብዎ…