ውልቀ ኮሌጃት ኣብ ምክልኻል ተላባዲ ቫይረስ ኮረና ሓላፍነተን እናተዋፀኣ ከምዝርከባ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውልቀ ኮሌጃት ኣብ ምክልኻል ተላባዲ ቫይረስ ኮረና ሓላፍነተን እናተዋፀኣ ከምዝርከባ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ትግራይ ዶክተር ሙሉጌታ ሓዱሽ ከም ዝገለፅዎ፥ ኣብዚ…