Fana: At a Speed of Life!

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሙያን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሞያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምትሕብባር መስኮች ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያ ዘቲዮም፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ብሩክ ከድር (ዶ/ር) ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ…

ኢትዮጵያን ሞሮኮን ኣብ ወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ሞሮኮን ኣብ ወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእለን ጉዳያት ተዛትዮም፡፡ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብዋና ኣዛዚ ኣርሚ ሮያል ሞሮኮ ሌተናል ጄኔራል መሓመድ በሪድ ዝተመርሐ…

መንገዲ ኣየር ቻይና ናብ ኢትዮጵያ ግልጋሎት በረራ ክህብ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ክልተ መገዲ ኣየር ቻይና ኣብ መወዳታ 2025ዓ.ም.ፈ ናብ ኢትዮጵያ ግልጋሎት በረራ ንምጅማር ትልሚ ምሓዞም ኣፍሊጦም። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ጌታቸው መንግሥቴ ምስ ሰብ ሃፍቲ በዓል ዋና ቻይና ዝተትሓዙ ኣፍሪካን…

ላዕለዋይ ልኡኽ ኣርሚ ሮያል ሞሮኮ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ደሕንነትን ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዋና ኣዛዚ ኣርሚ ሮያል ሞሮኮ ሌተናል ጄኔራል መሓመድ በሪድ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣብ ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ዑደት ኣካይዶም። ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ትዕግስት ሃሚድ ኣብቲ እዋን÷ ኢትዮጵያ ደሕንነት ሳይበር ኣብ…

ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼባኡ ሎሚ መዓልቲ ካብ ድሕሪ ሰዓት ጀሚሩ እናካየደ ይርከብ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፤ “ካብ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ሰዓት ጀሚሩ ኮሚቴ…

ብዛዕባ ኣውሶም ዝዝቲ ኣኼባ ኣብ ዩጋንዳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት 26፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ልኡኽቶ ሓገዝን ምርግጋእን ሶማሊያ (ኣውሶም) ዝዝቲ ኣኼባ ኣብ ዩጋንዳ ኢንቴቤ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ተወከልቲ ልኡኻት ንኣውሶም ሰራዊት ዘዋፅኣ ሃገራት እናተሳተፉ ይርከቡ፡፡ ንኢትዮጵያ ብምውካል ብሚኒስትር…

10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብፅሒታት ኣክሲዮን ኢትዮ ቴሌኮም ተሸይጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መሸጣ ኣክሲዮን 10 ሚኢታዊ ኢትዮ ቴሌኮም 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብፅሒታት ኣክሲዮን ከምዝተሸጡ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ። ከይዲ መሸጣ እቲ ኣክሲዮን ን121 መዓልቲታት እናተኻደ ዝፀንሐ እንትኸውን፤ 47 ሺሕን 377 ኢትዮጵያዊያን ከምዝተሳተፉ…

ኢኮኖሚ ካሊፎርኒያ ኣብ ኢኮኖሚ ዓለም ራብዓይ ደረጃ ሒዛ ንዝነበረት ሃገረ ጃፓን በሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግዝኣት ኣሜሪካ ዝኾነት ካሊፎርኒያ ኣብ ደረጃ ልዑል ኢኮኖሚ ዓለም ሃገራት መበል ራብዓይ ካብ ዝተቐመጠት ጃፓን ከምዝበለፀ ዕላዊ ኮይኑ። ካብ ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ ኤም ኤፍ)ን ቢሮ ትንተና ኢኮኖሚ ዩኤስን ብመሰረት ዝተረኸበ ሓበሬታ÷…

ሓይሊ ኣየር ናብ ዘበናዊ ብርኪ ትካል አቪዬሽን ዓብዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብጠንኻራ ትካላዊ ሪፎርም እናተሃፀ ዘሎ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዝተማልአ ዘበናዊ ብርኪ ትካል አቪዬሽን ምዕባዩ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ኣፍሊጦም፡፡ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ÷ ኣብ ምክልኻል ብኣዛዝነትን ስታፍ…

ኣኼባ ኢኖቬሽን አፍሪካ 2025 ብትምህርቲ፣ አይሲቲን ክእለትን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣኼባ ኢኖቬሽን አፍሪካ 2025 ብትምህርቲ፣ አይሲቲን ክእለትን ሚኒስትራት ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፍሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ፡፡ እቲ ኣኼባ ካብ 20 ክሳብ 22 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም ከምዝካየድ ኣብ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝተረኸበ…