ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኻዊ ገፅታ ዝምጥን ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ይካየድ ኣሎ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኻዊ ገፅታ ዝምጥን ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ይካየድ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
በዓል መዚ ምኽባር ደንቢ መመሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሻድሻይ ዙር 2 ሺሕን 74 ፓራ ሚሊተሪ ኦፊሰራት…