ዓብዪ ኮሚቴ ሪፎርም ኣመራርሓ ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ ራብዓይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ኮሚቴ ሪፎርም ኣመራርሓ ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ ራብዓይ ስሩዕ ኣኼባኡ ከምዘካየደ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ ኣብቲ ኣኼባ ኣገልግሎት መንግስቲ…