ስፓርት ናይ ትማሊ ዓወት ንዝቕፅል ፀወታ ዓቕሚ ክኾነና ኢዩ – ኣሰልጣኒ መሳይ ተፈሪ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ መሳይ ተፈሪ ትማሊ ምሸት ንጅቡቲ 6 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ምስ ሰዓሩ እቲ ፀወታ ምስዓር ልዑል ትርጉም ከምዘለዎ ገሊፆም። እቲ ዓወት ንዝቕፅሉ ፀወታታት ዓቕሚ ከምዝኾኖም ብምሕባር፤ ኣብቲ ፀወታ ካብ ሓላዊ…
ስፓርት ኣብ ቻይና ናንጂንግ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናይ ጅግና ኣቐባብላ ተገይሩሉ Desta Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና ናንጂንግ ኣብ ዝተኻየደ መበል 20 ዓለም ለኸ ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ ንግሆ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ፡፡ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ናይ ጅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ሕውነት ህዝቢታት ሶማሌን ዓፋርን ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልላት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ፡፡ ቅድመ ዘተ እቲ መድረኽ ካብተን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ምሁራን፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሶማሊያ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሶማሊያ ሰላም፣ ምርግጋእን ልምዓትን ንኽህሉ ዝግበር ፃዕሪ ንምድጋፍ ቆራፅ ከምዝኾነ ኣረጋጊፁ፡፡ ኣብ ሶማሊያ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሞሓመድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ካብ 19 ሃገራትን ባንኪ ዓለምን ድጋፍ ምርካባ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሓምሻይ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ካብ 19 ሃገራትን ባንኪ ዓለምን ድጋፍ ምርካባ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ ሓምሻይ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ዘኻየደቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ፍሉይ ጠመተ ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ፍሉይ ጠመተ ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣፍሊጦም፡፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ፍሉይ ወረዳ ኣርጎባ፣ ቃሉ፣ ከባቢ ደሴን ወረዳ ጋምቦን ንሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ካብ ፈልሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኢንዱስትሪታት ዝወፅእ ፈሳሲ ጎሓፍ ንምቁፅፃር ዘኽእል ስርዓት ዲጂታል ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣዳማ÷ ካብ ኢንዱስትሪታት ዝወፅእ ፈሳሲ ጎሓፍ ብዘበናዊ መገዲ ንምቁፅፃር ዘኽእል ስርዓት ዲጂታል ስራሕ ኣጀሚሩ፡፡ እቲ ስርዓት ዲጂታል ኣወሃህባ ግልጋሎት ንምስላጥ ከምዝሕግዝ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 836 ሺሕን 253 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ሃገር ተጓዓዒዙ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክሳብ ትማሊ ኣብ ዘሎ እዋን 964 ሺሕን 118 ነጥቢ 1 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ሞንጎ እዚ እቲ 836 ሺሕን 253 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ሃገር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣደራደርቲ ኣሜሪካ ምስ ተደራደርቲ ሩሲያን ዩክሬንን ብተናፀል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣደራደርቲ ኣሜሪካ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ጠጠው ንምባልን ሰላም ንምምፃእን ምስ ተደራደርቲ ሩሲያን ዩክሬንን ብተናፀል ተዛቲዮም። ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ሰላም ንምምፃእ ኣሜሪካ ዝጀመረቶ ፃዕሪ ዝቐፀለ እንትኸውን፤ ኣደራደርቲ ኣሜሪካ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣንፈታት ውሳነ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ግደ መናእሰይ ብዝምልከት ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2ይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና “ኣብ ኣንፈታት ውሳነ ግደ መናእሰይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተሰናደአ መድረኽ ዘተ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ከምኡ እውን ከተማታት ይካየድ ኣሎ፡፡ ብመሰረት እዚ እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምኡ…