Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሩስያ መገደኛታት ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ ህይወት 49 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሩሲያ ምብራቓዊ ግዝኣት ኣሙር ዘጋጠመ ሓደጋ መገደኛታት ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ ህይወት 49 ሰባት ሓሊፉ፡፡ ኣመራርሓ ግልጋሎት ሓደጋ ግዘ ሩሲያ ከምዝበልዎ÷ ሎሚ 49 ሰባት ኣሳፊራ እትጉዓዝ ዝነበረት ኣውሮፕላን ኣብ ሩሲያ ምብራቓዊ ክፍሊ ግዝኣት…

ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ኣብ ከተማ ጎንደር ወለንታዊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ምስ ተፀዋዕቲ ትካላት ብምዃን ኣብ ከተማ ጎንደር ክረምታዊ ወለንታዊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፥ ምድግጋፍ ዝፀንሐ ባህሊ ኢትዮጵያን እዩ ኢሎም። ብምዃኑ…

49 መገደኛታት ኣሳፊራ ትጉዓዝ ዝነበረት ኣውሮፕላን ካብ ራዳር ወፃኢ ምዃና ተሰሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሩሲያ ምብቓዊ ግዝኣት ኣሙር 49 መገደኛታት ኣሳፊራ ትጉዓዝ ዝነበረት ኣውሮፕላን ካብ ራዳር ወፃኢ ምዃና ተሰሚዑ፡፡ እታ ዝጠፍአት ኣውሮፕላን ሓሙሽተ ህፃናት ሓዊሱ 43 መገደኛታትን ሽዱሽተ ኣባላት ሰራሕተኛታትን ኣሳፊራ ከምዝነበረት ኣመሓዳሪ…

እቲ ኣዋጅ ኣብ ከይዲ ወፍሪ ስራሕ ዘሎ ደላላን ዘይሕጋዊ ተግባርን ዘትርፍ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓድሽ ወፃኢ ሃገር ከይዲ ወፍሪ ስራሕ ዘሎ ደላላን ዘይሕጋዊ ተግባርን ዘትርፍ እዩ ኢሉ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን፡፡ ኣብ ወፃኢ ሃገራት ዘሎ ወፍሪ ስራሕ ዝነበሩ ክፍተታት ከምዝመልእ ዝተኣመነሉ ኣዋጅ ስራሕ ወፃኢ ኢትዮጵያ ቁፅሪ 1389/2017…

ጉጅለ ኪነ ጥበብ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ቤጂንግ ስራሕቲ ጥበብ እናቕረበ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህሊ ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ጉጅለ ኪነ ጥበብ ኢትዮጵያ ምድላዋቱ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቻይና ቤጂንግ ምቕራብ ጀሚሩ፡፡ "ኪን ኢትዮጵያ ብስራት ብራኸ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ባህሊ ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ጉጅለ ኪነ ጥበብ ናብ ቻይና ከምዘምረሐ ይፍለጥ፡፡…

ማእኸል መሰልጠኒ ኣመራርሓ ስራሕ ምስ ጉዕዞ ብልፅግና ሓቢሩ ዝስጉም ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ቢሾፍቱ ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ኢትዮጵያ ምስ ጉዕዞ ብልፅግና ሓቢሩ ዝስጉም ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ህንፀት ፕሮጀክታት፣ ክፍሊታት ስልጠናን ምንቅስቓስ ስራሕን…

ኣብ ፓርክታት ኣብ ዝስራሕ ሓለዋን ልምዓትን ስራሕ ዝበረታታዕ እዩ – ሰላማዊት ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣብ ፓርክታት ኣብ ዝስራሕ ሓለዋን ልምዓትን ስራሕ ዝበረታታዕ ለውጢ ይምዝገብ ኣሎ ኢለን። ንሓለዋ ተፈጥሮ ሃፍቲ ክብሉ ህይወቶም ዝህቡ ሬንጀራት ንምሕሳብ ብብርኪ ዓለም ለኸ መዓልቲ ሬንጀራት ኣብ ብሄራዊ ፓርክ…

ሓምለዋይ ኣሰር ንዘላቒ ህንፀት ኢኮኖሚ ወሳኒ ግደ ይፃወት ኣሎ – ተስፋዬ ቤልጂጌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንዘላቒ ህንፀት ኢኮኖሚ ወሳኒ ግደ ይፃወት ኣሎ ኢሎም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ ቤልጂጌ (ዶ/ር)። ኣባላትን ሰራሕተኛታትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሻውዓይ ዙር መረሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ…

ፓርቲታት ብዘላቒ ህንፀት ሰላም ግደ መሪሕነት ክዋፅኡ ይግባእ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ፓርቲታት ፖለቲካ ብዘላቒ ህንፀት ሰላም ግደ መሪሕነት ክዋፅኡ ይግባእ ኢሎም፡፡ ሓባራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያን ሚኒስቴር ሰላምን ብሓባር " ሰላም ብምፅናዕ ግደ ፓርቲታት ፖለቲካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ኢትዮጵያ ዘላቒ ስርዓት ስርዓት ንምህናፅ ትሰርሕ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብታ ኣህጉር ዘጋጥሙ ማሕለኻታት ናብ ዕድል ብምልዋጥ ዘይብዳህን ዘላቒ ስርዓት ምግቢ ንምህናፅ እናሰርሐት ትርከብ። ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ሕብረት ሉኣላዊነት ምግቢ ኣፍሪካ ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ ጉበኤ መድረኽ ዘተ ሼፋት ኣፍሪካ…