ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚሊኒየምኣዳራሽ ብዘበናዊ መገዲ ክህነፅ እዩ mizan mekonen Jul 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዲቨሎፕመንት ኣዲስ ፓርክ ወይ ብተለምዶ ሚሊኒየም ኣዳራሽ ምስቲ ከባቢ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ብዝጠዓዓም መልክዑ ብዘበናዊ መገዲ ክህነፅ እዩ። ዳይሬክተር ኮርፖሬት ኮሚዩኒኬሽንን ፕሮሞሽንን ሚድሮክ ግሩፕ ሁናቸው ታዬ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ ዲቨሎፕመንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ዘዕግቡ ዓወታት ኣመዝጊቡ – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሰላምን ድሕንነትን ኣብ ምርግጋፅ ዘዕግቡ ዓወታት ተመዝጊቦም ኢሎም፡፡ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ሃገራዊ ትልሚን ኣፈፃፅማ ስትራቴጂክ ትልሚ 5 ዓመትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2025 0 ሃገርና ፓርቲታት ፖለቲካ ዘላቒ ሰላምን ባህሊ ዴሞክራሲን ንምድንፋዕ እጃሞም ኣጠናኺሮም ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ፡፡ "ሰላም ኣብ ምፅናዕ ግደ ፓርቲታት ፖለቲካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተሰናደአ ሃገር ለኸ “ኮንፈረንስ ሰላም” ሎሚ ኣጀሚርና። ነዓና ንኢትዮጵያውያን ሰላም ማለት ልምዓት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ኣመራርሓታት ሮተሪ ኢትዮጵያ ዘትዮም mizan mekonen Jul 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ኣመራርሓታት ሮተሪ ኢትዮጵያ ዘተን ምፍላጥን ኣካይዶም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበለዎም፤ እቲ ትካል ብስነ-ምግባር፣ ጥዕናን ዝተፈላለዩ ዓውድታትን እናተሰርሑ ዘለው ስራሕቲ ዝበረታታዕ እዩ። እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣፍራይነት ብምዕባይ ሉኣላውነት ምግቢ ንምርግጋፅ ትሰርሕ ኣላ mizan mekonen Jul 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ተግባራዊ ምምሕያሽ ስርዓት ምግቢ ካብ ኣፍራይነት ክሳብ ተረባሕነት ዕዉት ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢሉ ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ኢትዮጵያ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ማንደፎሮ ንጉሴ (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤ ኢትዮጵያ ፍኖተ-ካርታ ምግቢ…
ቢዝነስ ብትሩፋት ሌማት 13 ቢሊየን ሊትሮ ፀባ ፈርዩ Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2017 ብመርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት 13 ቢሊየን ሊትሮ ፀባ ምፍራይ ተኻኢሉ ኢሉ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ልምዓት ሃፍቲ እንስሳትን ዓሳን ፍቅሩ ረጋሳ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ ትሩፋት ሌማት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰርን ክረምታዊ ወለንታዊ ኣገልግሎትን ናብ ትውልዲ ዝሳገሩ ሃፍቲታት ኢዮም Desta Jul 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰርን ክረምታዊ ወለንታዊ ኣገልግሎትን ናብ ትውልዲ ዝሳገሩ ሃፍቲታት ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ(ኢ/ር)ን ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያ ስላሴን። ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር፣ ፍትሒን ሰላምን ከምኡውን ተፀዋዕቲ ትካላት…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብ150 ሚሊየን ዶላር ዘህነፆም ፕሮጀክትታት ኣመሪቑ Desta Jul 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብ150 ሚሊየን ዶላር ዘህነፆም ፕሮጀክትታት ኣመሪቑ። እቶም ፕሮጀክትታት፥ ክፍሊታት መፀገኒ ነፈርቲ፣ ማእኸል ፅገና ነፈርቲን ካብ ምትንኻፍ ሰብ ናፃ ዝኾነ መኽዘንን ኢዮም። ኣብ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ዋና ኣዛዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ምስ ተፀዋዕቲ ትካላት ብምዃን ክርምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ምስ ተፀዋዕቲ ትካላት ብምዃን ክርምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ኣብ ሰበታ ወረዳ ሃዋስ ኣጀሚሩ፡፡ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ግኣገልግሎት ወለንታ ባህሊ ኢትዮጵያውያን ብምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ካብ ሽይጣት ካርቦን ዝርከብ እቶት ዘዕቢ ኢዩ Desta Jul 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ በቢዓመቱ እተካይዶ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ካብ ሽይጣት ካርቦን ዝርከብ እቶት ዘዕቢ ኢዩ ኢሉ ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ። ኣብቲ ትካል ኣተሓባባሪ ብሄራዊ ፕሮግራም ንከያ ምስዳድ ካርቦን ይተብቱ ሞገስ (ዶ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥…