ስፓርት ኢትዮጵያውያን አትሌታት መፃረይ ሻምፒዮና ዓለም ኣብ ስፔን ክካየድ እዩ mizan mekonen Apr 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 10 ሺሕ ሜትር ኢትዮጵያ ኣብ አትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ንምውካል ኣብ ስፔን ማላጋ መፃረይ ውድድር ከምዝካየድ ፕሬዚዳንት ፌደሬሽን አትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ፕሬዚዳንት እቲ ፌዴሬሽን ኮማንደር ስለሺ ስህን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ዝተመዝገቡ ዓወታት ከይኣዘናግዑና ናብ ዝለዓለ ብራኸ ከለዓዕሉና ይግባእ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሸዓተ ኣዋርሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ ተጀሚሩ፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ከምዝበልዎ÷ ኣብቲ ገምጋም “ኣብ ቀፃሊ ሰለስተ…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ክልተ ትፅቢት ዝግበሩሎም ፀዋታታት ከካይዱ እዮም mizan mekonen Apr 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 32 ሰሙን ዝካየድ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ክሪስታል ፓላስ ከምኡ እውን ኣርሰናል ምስ ብሬንትፎርድ ፀወታ ከምዘካይዱ ትፅቢት ይግበር፡፡ ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 8ን ፈረቓን ዝካየድ ናይዚ ሰሙን መኽፈቲ ፀዋታ ማንቼስተር ሲቲ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣመራርሓን ሰብ ሞያን ኮሙኒኬሽንን ርክብ ህዝቢን እናተውሃበ ዝነበረ ስልጠና ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣተሓባባራይነት ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣዲስ ኣበባ እቲ ፓርቲ ኣብ ትሕቲ ዓውዲ ሚዲያን ርክብ ህዝቢን ዝርከቡ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ዝተፈላለዩ ትካላት ሚዲያ እናተውሃበ ዝቐነየ ህንፀት ዓቕሚ ስልጠና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዞባዊ ፀገማት ንምፍታሕ ብምትሕብባር ምስራሓ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዞባዊ ፀገማት ንምፍታሕ ሕብረት ኣውሮፓ ሓዊሱ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ምስራሓ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣኔት ዌበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕልናን ልዑል ብቕዓትን ምክልኻል መርአዪ ኢዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕልናን ልዑል ብቕዓትን ምክልኻል መርአዪ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ብኣካል ትዕዝብቲ ዝገበራ እንትኾና÷ ኣብቲ እዋን ዑደት ድማ እቲ ትካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስታፍ ኮሌጅን ኣዛዝነትን ምክልኻል ብቑዕ ኣመራርሓ ኣብ ምፍጣር እጃሙ እናተዋፀአ ከምዝርከብ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስታፍ ኮሌጅን ኣዛዝነትን ምክልኻል ኣብ ኣፍሪካ ብቑዕ ኣመራርሓ ምክልኻል ኣብ ምፍጣር እጃሙ እናተዋፀአ ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡ የመከላከያ አዛዥነትና ስታፍ ኮሌጅ በአፍሪካ ብቁ የመከላከያ አመራር በመፍጠር ረገድ ሚናውን እየተወጣ እንደሚገኝ ተገለጸ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢታዊ ኣኼባ ለውጢ ከባቢ ኣየር ንምክያድ ምድላዋት ይግበር ኣሎ mizan mekonen Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካልኣይ ኣኼባ ለውጢ ከባቢያዊ ኣየር ውፅኢታዊ ብዝኾነ መልክዑ ንምክያድ ዘኽእል ምድላዋት እናገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)ን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምምሕዳር ፍትሓውነት፣ ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ለውጢ ምምፅኡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ፍትሓውነት፣ ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ለውጢ ክመፅእ ከምዝኸኣለ ኣገልግሎት ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ፤ ኣብ ዝሓለፉ ሸውተ ዓመታት ብፍላይ ኣብ ምሕደራ ፈተና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ህልዊ ኣወዳድባ ኣብያተ ዕዮ ጠሚቱ ይዝቲ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ትግራይ ዘሎ ህልዊ ኣወዳድባ ኣብያተ ዕዮ ጠሚቱ ይዝቲ ኣሎ። እቲ ካቢኔ ኣቀዲሙ ዝተዛተየ ኣብ ዝቅፅሉ ስለስተ ኣዋርሕ ዝሰርሖም ስራሕቲ መሰረት ብምግባር ኢ ። ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል…