ጥዕንኡ ዝሓለወን ብኣካል ዝማዕበለን ኣመራርሓ ንዝሓለምናዩ ብልፅግና ወሳኒ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጥዕንኡ ዝሓለወን ብኣካል ዝማዕበለን ኣመራርሓ ንዝሓለምናዩ ብልፅግና ወሳኒ እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
ትማሊ ዝጀመረ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 2017ን ዘተ ትልሚ 2018ን ምምሕዳር እታ ከተማ ሎሚ እውን ክቕፅል…