ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም mizan mekonen Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይዚ እዋን ኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጆአዎ ሎሬንሶ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዮ ኣፅቀ ስላሰ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ንፕሬዚዳንት ኣንጎላ ከምዝሰነይዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣምባሳደራት ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘሰናደኦ እቲ ዑደት፤ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ይቭጌኒ ተረኪን ሓዊሱ ኣምባሳደር ደቡብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኣትዮጵያ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፍልጦ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣፍልጦ ሂቡ። እቶም ፕሬዚዳንት ንዝተውሃቦም ኣፍልጦ፤ ንቦርድ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሓዊሱ ንዋና ፈፃሚ ስራሕን ኣባልት ማኔጅመንትን ኣመስጊኖም፡፡ እቶ መገዲ ኣየር ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓለፍቲ ዓውዲ እቶት ሃገራት ምብራቅ ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ 11 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝተወከሉ ላዕለዎት ሓለፍቲ ዓውዲ እቶት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም። እቲ ዑደት ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ዝመርሐኦ ኢዩ። ሓለፍቲ ዓውዲ እቶት እቲ ዞባ ኣብ ዑደቶም፤ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ዲፕሎማቲክ ማህበረሰብ ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማህበረሰብ የሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ን ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንቅስቓሳት ሎጂስቲክስ ዝግምግም መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ምንቅስቓሳት ሃገራዊ ሎጂስቲክስ ዝግምግም መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ አሎ፡፡ ሚኒስትራት ሓዊሱ ኣብ ዓዉዲ ሎጂስቲክስ ዝተዋፈሩ ግልጋሎት ዉሃብቲ ከምኡ’ውን ዝምልከቶም ኣካላት ኣብ ዝተረኸብሉ እዩ እቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀብፃባት ድሌትን ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢን ኢትዮጵያ ብምርዳእ ክስርሑ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ተለዋዋጣይ ነባራዊ ኩነታት ዓለም ብምግንዛብ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሕልዉ ስራሕቲ ትኹረት ብምግባር ክሰርሑ ተሓቲቱ። ተለዋዋጣይ ነባራዊ ኩነታት ዓለምን ጂኦ-ፖለቲካል ኣሰላልፋን ኣብ ስራሕቲ ሚዲያ ዝህልዎ ትርጉም ትኹት…
ቢዝነስ 44 ፍሪያታት ጨው መኣዲ ተኣጊዶም Desta Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ 44 ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ጨው መኣዲ ህዝቢ ንከይጥቀመሎም ኣተሓሳሲቡ። እቲ በዓል መዚ ብዘካየዶ ዳህሳስ ስራሕቲ ዕዳጋ፥ 44 ዓይነታት መፍለዪ ስም ፍሪያት ዘለዎም ዝተፈላለዩ ብኣዮዲን ዝማዕበሉ ናይ ምግቢ ጨው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣኒስቲዮ ንዘልዓልኡ ሕቶታት መፍትሒ ንምሃብ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ Desta Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ሃገር ደቂ ኣኒስቲዮ ንዘልዓልኡ ሕቶታት በቢብርኩ መፍትሒ ንምሃብ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለም ፀሓይ ጳውሎስ ገሊፀን። ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 172 ሕማም ኩላሊት ዘለዎም ሰባት ግልጋሎት ንቕለ ተኸላ ኩላሊት ረኺቦም Desta Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሌጅ ሜዲካል ሆስፒታል ቅዱስ ጳዉሎስ ግልጋሎት ንቕለ ተኸላ ኩላሊት ምሃብ ካብ ዝጅምረሉ 2009 ዓ.ም ኣትሒዙ ክሳብ ሕዚ 172 ሕማም ኩላሊት ዘለዎም ሰባት ግልጋሎት ምሃቡ ተገሊፁ፡፡ በዓልቲ ሞያ ፈፃሚ ስራሕ መሪሕ ግልጋሎት ሜዲካል ሚኒስቴር ጥዕና…