ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቀፅሪ ፓርላማ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017(ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቀፅሪ ፓርላማ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ÷ሎሚ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንግስቲ 2017 ዓ.ም ድሕሪ ምቕራብ ኣብ ፓርላማ ሓምለዋይ ኣሰር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ብር 1 ነጥቢ 93 ትሪሊየን ንክኸውን ኣፅዲቑ mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ራብዓይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 42 ስሩዕ ጉባኤኡ ኣሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብሰላም ክንነብር ንደሊ፤ እንተዘይኮይኑ ግና ባዕልና ክንከላኸል ኢና- ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብሰላም ክንነብር ንደሊ ኢና፤ እንተዘይኮይኑ ግና ባዕልና ክንከላኸል ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትልሚ ኣፈፃፅማ መንግስቲ 2017 ኣመልኪቶም ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትግራይ ሐዚ ዘድሊያ ሰላምን ብዘተ ፀገምካ ምፍታሕን ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓለ ሕቶ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ፕሪቶሪያ ንህዝቢ ትግራይ እፎይታ ኣምፂኡ ኢዩ ኢሎም። እዚ ማለት፥ ህዝቢ ደቁ ብኲናት ካብ ምስኣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ፀፅታ መበገሲኡ ዝተሰሓሓተ ኣተሓሳስባ ፖለቲካ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ(ዶ/ር) mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ፀፅታ ቀንዲ መበገሲኡ ዝተሰሓሓተ ኣተሓሳስባ ፖለቲካ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ(ዶ/ር)። ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ፀፅታ መበገሲኡ ዝተሰሓሓተ ኣተሓሳስባ ፖለቲካ ከምዝኾነ ገሊፆም። መርኣይኡ ድማ ቀዳማይ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ብሄራዊ ሰላምን ደሕንነትን ጠመተ ዝገበረ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ምርምርን ልምዓት ስራሕን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ብዘተማልአ መልክዑ ተግባራዊ ንምግባር ብሄራዊ ድሕንነትን ኮንፈረንስን ምርምር ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ። እቲ ዓውደ መፅናዕቲ "ኣብ ጉዳያት ደሕንነትን ስትራቴጂን ዝሰልጠኑ ብቁዕ ኣመራርሓ…
ቢዝነስ ኣብዚ ዓመት ንልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩሎም Desta Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብዚ ዓመት ንልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩሎም ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኣብ ዓውዲ ግብርና 1 ነጥቢ 8…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዲጂታላዊ ዝውውር ገንዘብ 12 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር በፂሑ mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዲጂታል ዝውውር ገንዘብ 12 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር በፂሑ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ኣብ ዝሃብዎ መብራህርሂ÷ ኣብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ሽፋን መገዲ 175 ሺሕ ኪሎሜትሮ ከምዝበፅሐ ገሊፆም mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ሽፋን መገዲ 175 ሺሕ ኪሎሜትሮ ከምዝበፅሐ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ 1 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር ዝሓቱ 300 ፕሮጀክትታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ከይምረቕ ዘኽእል ነገር የለን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤምሲ) ብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ከይምረቕ ዘኽእል ነገር የለን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መንግስቲ ኣፈፃፅማ ትልሚ 2017 ኣመልኪቶም ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተልዓሉ ሕቶታት…