Fana: At a Speed of Life!

ዓወት ዓድዋ ካብ ኢትዮጵያውያን ሓሊፉ ንመላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ዘኹረዐ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋ ካብ ኢትዮጵያውያን ሓሊፉ ንመላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ዘኹረዐ ታሪኻዊ ዓወት ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ "ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል…

ጀጋኑ ዓድዋ እዚ ሓዱሽ ዘበን ብምዃን ጭቡጥ ናይ ለውጢ ኣብነት ክንከውን ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ጀጋኑ ዓድዋ እዚ ሓዱሽ ዘበን ብምዃን ጭቡጥ ናይ ለውጢ ኣብነት ክንከውን ኢና። መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ "ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት…

ዓድዋ ብጅግንነትን ኣይብዳህን ምባሉን ህያው ኮይኑ ዝነብር ስንቂ ዓወት ኢዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓድዋ ብጅግንነትን ኣይብዳህን ምባሉን ህያው ኮይኑ ዝነብር ስንቂ ዓወት ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)፡፡ መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ "ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት…

ካብ ጎቦታት ዓድዋ ክሳብ ጉባ፤ ዓድዋ ብልክዑ እንትዝከር!

ካብ ጎቦታት ዓድዋ ክሳብ ጉባ፤ ዓድዋ ብልክዑ እንትዝከር! ዓወት ዓድዋ ናይ ጦር ሜዳ ዓወት ጥራሕ ዘይኮነ፤ ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ዕድል ባዕላ ከምትውስን ንዓለም ዝኣወጀበትሉ ኣዋጅ ነይሩ። መስዋእትነቶም እንዝክሮ ብናይ ትማሊ ግርማ ብምንባር ጥራሕ ዘይኮነ፣ ናይ ሎሚ ኣሰርና ብምንባር ኢዩ። ብመንፈስ…

መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ “ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ። ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን እቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር ኣብ እግሪ…

ዓድዋ ብሕብረት ዝተሰለፉ ጀጋኑ ዓወት ዝሓፈሱሉ ተምሳሌት ፅኑዕ መንፈስን ብራኸን ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መበል 130 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም÷ ዓወት ዓድዋ ኣኽሊል ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት፤ ኩሎም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መበል 130 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ ሙሉእ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- እንኳዕ ንመበል…

ንሕልፈት መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ዘቃለዐ ዞባዊን ወታደራዊን ጎንፂ ማእኸላይ ምብራቕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ዓሊ ኻሚኒ ንሕልፈት ዘቃለዐ ዞባዊን ወታደራዊን ጎንፂ ማእኸላይ ምብራቕ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ሞንጎ እስራኤል፣ ኣሜሪካን ኢራንን ከም ብሓዱሽ ዝደገሰ ወታደራዊ ጎንፂ ዞባ ማእኸላይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ኣዘርባጃን ዝገበሩዎ ዑደትን ሓደሽቲ ምሕዝነታትን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ኣዘርባጃን ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ምትሕብባራትን ምሕዝነታትን ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ሚኒስትር፤ ቀዳማይ…

ዓወት ዓድዋ ንኣፍሪካውያን ሓበራዊ ሓድነትን ወታደራዊ ምትሕባርን ልዑል መሰረት ኢዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋ ንኣፍሪካውያን ሓበራዊ ሓድነትን ወታደራዊ ምትሕባርን ልዑል መሰረት ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) 2ይ ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ "ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ፣ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ…