Fana: At a Speed of Life!

ንጉባኤ ሃገራዊ ዘተ መፂኣ ወዲ ዝወለደት ኣደ ንወዳ “ምኽክር” ዝብል ስም ሰይማትሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍልታት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዝመፁ ተሳተፍቲ ኣብ ምምኽኻር ይርከቡ ኣለዉ። ካብዞም ተሳተፍቲ ሓንቲ “ምንም እኳ መዓልቲ ምውላደይ ቀሪቡ እንተነበረ ‘ሃገረይ ፀዊዓትኒ እያ፤ ኣይቀርን’ ብምባል ካብ…

ኣሜሪካ ንሻድሻይ ምሸት ተኸታቲላ ኣብ ልዕሊ ኢራን ከቢድ መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስምምዕነት ኣፍሪሶም ዳግም ናብ ጎንፂ ዝተመልሱ ዋሽንግተንን ቴህራንን ጎንፀን እናተባብሰ ይቕፅል ኣሎ። በዚ መሰረት ኣሜሪካ ኣብ ኢራን እትፍፅሞ ዘላ መጥቃዕቲ ንሻድሻይ ተኸታታሊ ምሸት ቀፂላ ከቢድ መጥቃዕቲ ፈፂማ። ኣብ ደቡባዊ ኢራን ዝርከቡ…

ድሌትን ረብሓን ኢትዮጵያ ጠጠው ዘብል ሓይሊ የለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ብብዙሕ ዝተሓላለኹ ፀገማት ንኽትሓልፍ ብናይ ውሽጢ ባንዳታት፣ ዝኾረዩን ጥቕሚ ዝደልዩን ብዙሓት ሽርሒታት እናተሰርሓ ፀኒሑ ኢዩ፡፡ ማሕበረብ ነኒባዕሉ ብሃይማኖትና ብብሄር ከጋጭዉ ዝኽእሉ ኣጀንዳታት ብመሃብ ረብሓ…

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝነፍስ ንፋስ ኲናትን ዘይምርግጋዕን ብሃደበት ዝመፀ ኣይኮነን።ኣቲ ዞባ ብኲናት እናተናወፀ፤ ብጥሜትን ፀገምን እናተሳቐየን ዝነብር ዘሎ፤ ከም ዕድሉ ዝተወሰነ ኮይኑ ኣይኮነን። ብስውር ሽርሒ፣ ብረቂቕ ሜላን፣ ናይ ሓንቲ ሃገር መወዳታ ዘይብሉ ድልየት ንኽተግብር ተገይሩ እምበር።…

ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት እናፈፀሞ ዘሎ ግፋ ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ዝመፅእ ቀዳም ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ጠመተ ዝገበረን "ግፋ ደው ይበል፣ ሰላም ይዕሰል" ብዝብል ዝተዳለወ ጋዜጣዊ መግለፂ ሎሚ ተዋሂቡ። ነቲ ሰልፊ ዘተሓባብር ቤት ምኽሪ ሰላም ለውጥን ትግራይ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት እናካየዶ…

ሃገራዊ ዘተ ሰላምን ፀጥታን ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው እወንታዊ ግደ ኣለዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓመታት ዝተጓዓዘሉ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ሸሞንተ ቀንዲ ኣጀንዳታት ብምፍላይ ናብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ በፂሑ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኽቡሉ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ…

ቀይሕ ባሕሪ ካብ ኢትዮጵያ ዝፈለየ ናይ ሽርሒ ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ.)ኢትዮጵያ ቅድሚ 30 ዓመታት ናይ ባዕላ ወደብ ባሕሪ ዝነበራ ሃገር ኢያ። እዚ ወደብ ንኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነስ ንሃገራት እቲ ከባቢ እውን ዝምችእ ናይ ንግዲ መተሓላለፊ ብምፍጣር ስርዓት ንግዳ ብፅቡቕ ክሰርሕ ይሕግዝ ነይሩ። ይኹን እምበር ብሰንኪ…

ተናሓናሕቲ ሃገራዊ ጋንታታት ፋፃመ ፅዋዕ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብኣዳላዊነት ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ዝርከብ 2026 ፅዋዕ ዓለም ኣብ መዛዘሚ ምዕራፉ በፂሑ ኣሎ። ተናሓናሕቲ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊ ጋንታታት ዝተፈለዩ ኮይኑ፤ በዚ መሰረት ስፔንን ኣርጀንቲናን ንፅዋዕ ክነሓንሓ እየን። ስፔን ንፅዋዕ…

ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ብባዕላ ሓድሽ ታሪኽ እትፅሕፈሉ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዘኹርዑ ባህልታትን በዓልቲ ብዙሕ ፅባቀ ዘለዋ ሃገር እኳ እንተኾነት ኩሎም ዝሓለፈቶም ገፃት ታሪኽ ብስምምዕ ዝተመልኡ ኣይነበሩን። ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ዝመሓላለፉ ብዙሓት ፅቡቓት ክብርታት ከም ዘለዉ ኮይኖም ክሳብ ሎሚ እውን ሃገራዊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ኢትዮጵያ ዘልዓልዎም ቀንዲ ነጥብታት

ኣባና ዘለዉ ፀገማት ብኣና ጥራይ ዝጅምሩን ብኣና ጥራይ ዝውድኡን ኣይኮኑን። ንሕና ክንሰርሕ ከለና ምሳና ዘይነበሩ፣ ክንቃወም ከለና ካበይ መፂኦም ዘይበሃል ጥይትን ገንዘብን እናቐረቡ፣ ብሚዲያታት ፕሮፓጋንዳ እናወዝዑ ይረኣዩ። ዝኾነ ጉዳይ ኣብ ውሽጥና እኳ እንተፈላለየና ከምዚ ዝኣመሰለ…