Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራዊ በዓል መዓልቲ ጀጋኑ ንምስታፍ ኬንያ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራዊ በዓል መዓልቲ ጀጋኑ ንምስታፍ ኬንያ ኣትዮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ንናፅነት፣ ሉዓላውነትን ልምዓትን ኬንያ ዓብዩ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ጀጋኑ ክብሪ ኣብ ዝወሃበሉ ሃገራዊ በዓል…

ህዝቢ ኤርትራ ‘ድሕሪ ናፅነት’ ዝነበሮ ኩሉ ስኢኑ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ9፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ኤርትራ 'ድሕሪ ናፅነት' እታ ሃገር ኣካል ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ዝነበራ ኩሉ ስኢኑ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብቋንቋ ትግርኛ ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት ከምዝበሉዎ፤ ኤርትራ ኣካል…

ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ድሕሪ ፕሪቶሪያ ዕጥቂ ኣብ ክንዲ ምፍታሕ ናብ ሸመታ ኣፅዋርን ግፋን ተዋፊሩ ፀኒሑ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ዕጥቂ ኣብ ክንዲ ምፍታሕ ናብ ሸመታ ኣፅዋር፤ ዕጡቓት ኣብ ክንዲ ምምላስ ናብ ተወሳኺ ግፋ ተዋፈሩ ፀኒሑ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብቋንቋ ትግርኛ ኣብ…

ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ዋላ ሓንቲ ባህሪ ትግራዋይነት የብሉን — ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ትግራይ ዝበቖለ ውድብ እኳ እንተኾነ ዋላ ሓንቲ ባህሪ ትግራዋይነት የብሉን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ብቋንቋ ትግርኛ ኣብ ዝገበሩዎ ቃለ መሕትት፤…

ሓደ ሃገር ዘፅንዐ ንኣህጉር እውን ዝተረፈ – ልዕልና ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዲፕሎማሲ ዝበፅሐቶ ብራኸ ብሓንቲ ፀሓይ ዝመፀ ኣይኮነን። እኳደኣስ ንብዙሕ ዓመታት ብጥንቃቐ ዝሃነፀቶ ደረጃ ዓወት እዩ። ካብ ጥንታዊ ናይ ንግዲን ዲፕሎማሲን ዝምድናታት ጀሚሩ ክሳብ ምስረታ ሕቡራት መንግስታትን ውድብ ሓድነት…

ካብ ኣቦታቱ ጅግንነት ዝወረሰ፤ ብቴክኖሎጂ ንዘበኑ ዝመሰለ ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብተግባሩ ዝተመስገነ፣ ብጅግንነቱ ዝተመስከረሉን ብሰብኣውነቱ ዝፍለጥን ሰራዊት ምክልኻል ዝወነነት ሃገር እያ። እዛ ሃገር ነዚ ሰራዊት ሒዛ ፀላእቲ ሃገርን ባንዳታትን እንተጋጥሙዋ ሕጊ ናይ ምኽባር ስራሕ እናካየደት፤ ዶብ ሃገር ዝጥሕስ ፀላኢ…

ህዳሰ ኢንዱስትሪ፡ ካብ ታሪኽ ስልጣነ ናብ ጉዕዞ ስልጣነ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኹ ሪኡዎ ዘይፈልጥ ለውጢ መዋቕርን ዓቕሚ ምፍራይን እናካየደ ይርከብ። ብፍልስፍና ኢኮኖሚ መደመር ብዝተመርሑን ብዝተተግበሩን ሓፈሻዊ ሃገራዊ ማክሮ ኢኮኖሚ መመሓየሺታት፣ መፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ ውሽጣዊ ዓቕሚን ምህዞን…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ምትሕብባረን ከጠናኽራ ኣብ ዝኽእላሎም ጉዳያት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ሓጋዚ ሚኒስትር ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ኤሪክ ሜየር ተዛቲዮም። ክልቲኦም ወገናት ኣብ ታይላንድ ባንኮክ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓመታዊ ኣኼባ ዓለም ለኸ…

ኣብ ሳዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 447 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 447 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብቶም ተመለስቲ 1 ሺሕን 139 ደቂ ተባዕትዮ፣ 261 ደቂ ኣንስትዮን 47 ህፃናትን እንትኾኑ፤ ካብ ሞንጎ እቶም ተመለስቲ ድማ 47 ዕድሚኦም ትሕቲ…

ኣርሰናል ንኖቲንግሃም ብምስዓር ምስ ሲቲ ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ኣፅቢባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ንኖቲንግሃም ፎረስት 1 ን 0 ስዒራ። ኣብቲ ፀወታ ኣብ መበል 80 ደቒቕ ኖኒ ማዱዌኬ ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሸቶ ኣርሰናል 3 ነጥቢ ሒዛ ክትወፅእ ክኢላ። ነዚ ስዒቡ ድማ ኣርሰናል ነጥባ ናብ…