Fana: At a Speed of Life!

ብፕሬዚዳንት ታዬ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ናብ ዱባይ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ ኣብ ዝካየድ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ንምስታፍ ሎሚ ኣጋምሸት ናብ ዱባይ ኣትዩ። እቲ ብፕሬዚዳንት ታዬ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ዱባይ…

ብራኸ ኢትዮጵያ ዘይተርፍ ምዃኑ ዝኣወጀ መልእኽቲ እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉጥ ተቓላሳይ ናፅነት ኔልሰን ማንዴላ ሓደ ፍሉጥ ኣባሃህላ ኣለዎም። ህዝቦም ናፃ ንምውፃእ ኣብ ዝገበሩዎ ቃልሲ ህዝቢ ባዕሉ እንተዘይክኢሉን ናብራኡ እንተዘይኣመሓይሹን ናፅነቱ ምሉእ ከምዘይኸውን ኣስሚሮምሉ ነይሮም። «ባዶ ከብዲ ናፅነት…

ጉዕዞ ለውጢ ኢትዮ ቴሌኮም፡ ናብ ምሉእ ዲጂታል ኢኮኖሚ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ንኢትዮጵያ ናብ ምሉእ ስነ ምህዳር ዲጂታል ኢኮኖሚ ንምስግጋር ዝዓለመ ስትራቴጂካዊ ትልሚ ብምሕንፃፅ ብቆራፅነት ይትግብር ኣሎ። እዚ ስትራቴጂ እቲ ትካል ካብ ኣቕራቢ ርክብ ኣገልግሎት ናብ ኣቕራቢ ዘመናዊ ዲጂታል ቴክኖሎጂን ፋይናንሳዊ…

ማንቼስተር ዩናይትድን ኤቨርተንን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል ሳልሳይ ሰሙን ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድን ኤቨርተንን 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡ ሸቶታት ማንቼስተር ዩናይትድ ብሪያን ምቤሞን ቤንጃሚን ሼሽኮን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ብወገን ኤቨርተን ድማ…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ምስፍሕፋሕ 4ጂን 5ጂን ኔትወርክ ዘርኣዮ ዕቤት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ንሓፈሻዊ ተበፃሕነት ኢንተርኔት ብዝበለፀ ብምጥንኻር ዲጂታል ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ብቖራፅነት ይሰርሕ ኣሎ። ነዚ ዕላማ ድማ ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኔትወርክ 4ጂን 5ጂን ንምስፋሕ ዝወስዶም ዘሎ ብዙሓት ስራሕቲ ዝነኣዱ እዮም። ዋና…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዘተ ፓርቲታት ይፖለቲካ ሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ደቡብ ኮርያ ሴኡል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ቀዳማይ ዓለም ለኸ መድረኽ ዘተ ፓርቲታት ፖለቲካ ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዓለም ለኸ ደረጃ ኣብ መንጎ ፓርቲታት…

ሓደሽቲ ሓሳባት መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ጭቡጥ ዝላ ክምዝገቡ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብሓደሽቲ ሓሳባት መንግስቲን ብምትሕብባር ህዝቢን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝርኣዩን ዝጭበጡን ዝላታት ተመዝጊቦም ኢሎም ዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ተናሓናሕቲ ፓርቲታት። ምክትል ኣካቢ ፓርቲ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ኣይተ በየነ…

ካብ ቀሊል መንቀሳቓሲ ገንዘብ ክሳብ ዋና ሞተር ኢኮኖሚ – ቴሌ ብር

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴሌብር ኣብ ታሪኽ ዲጂታል ፋይናንስ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራፍ እናፀሓፈ ይርከብ። እቲ መተግበሪ ቀሊል ናይ ሞባይል ገንዘብ መንቀሳቐሲ ወይ ሞባይል ዋሌት ኮይኑ ዝጀመሮ ጉዕዞ ብምስፋሕ ሎሚ ምሉእ ዝኾነ ስነ ምህዳር ዲጂታል ፋይናንስ ክኸውን ክኢሉ ኣሎ።…

ናይ ለውጢ ዘበን ኣንፈት ትውልዲን ሃገርን ዝተወሰነሉ መሰረት ዝላ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ለውጢ ዘበን ኣንፈት ትውልዲን ሃገርን ዝተወሰነሉ መሰረት ዝላ እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ምኽባር መዓልቲ ዝላ ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ካብ ልመናን ፅግዕተኛነትን ዝተናገፈ ታሪኻዊ ጉዕዞና ሓቀኛ ሉኣላዊነት ነረጋገፅ ኣለና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ልመናን ፅግዕተኛነትን ዝተናገፈ ሓዱሽን ታሪኻዊን ጉዕዞና ሓቀኛ ሉኣላዊነት እናረጋገፅና ንርከብ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ዝላ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…