ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማራቶን ፕራግ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima May 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ፕራግ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። ኣብ ምድብ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ለሚ ብርሃኑ 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 14 ሴኮንድን ብምእታው ውድድሩ ብዓወት ዛዚሙ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምኽባር ናይ ኩሉ ግዘ ስራሕና ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ኣቦታትና ብስምዒት ሓርበኝነት ብሄራዊ ረብሓን ሓድነትን ኢትዮጵያ ምኽባር ናይ ኩሉ ግዘ ስራሕና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ በዓል መዓልቲ ምስረታ መበል 116 ፖሊስ ኢትዮጵያ ላዕለዎት ኣመራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ኣብ ምምዕባል ዘተባብዕ ውፅኢት ተመዝጊቡ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ብዝተጀመረ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ኣብ ምምዕባል ዘተባብዕ ውፅኢት ተመዝጊቡ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሎሚ ኣብ ዝተኸፈተ መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካሳሁን ዘውዱ ተሸላሚ ፋና ላምሮት ውድድር ፍፃመ ምዕራፍ 19 ኮይኑ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካሳሁን ዘውዱ ተሸላሚ ፋና ላምሮት ውድድር ፍፃመ ምዕራፍ 19 ኮይኑ። ንሰለስተ ኣዋርሕ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ፋና ላምሮት መዕራፍ 19 ብድሙቕ ስነ ስርዓት ተዛዚሙ። ናብ ውድድር ፍፃመ ዝሓለፉ ተወዳደርቲ፥ ብሩክ ሰለሞን፣ ዮሴፍ ጉልላት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብሪን ሉእላውነትን ዶብ ሃገር ዘሐሉ ብቑዕን ጠንካራን ሰራዊት ተሃኒፁ- ሌ/ጀ መሓመድ ተሰማ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክብሪን ሉእላውነትን ዶብ ሃገር ዘሐሉ ብቑዕን ጠንካራን ሰራዊት ተሃኒፁ ክብሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናነት ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ገሊፆም። ካብ ክፍለ ሰራዊት ክሳብ ኮር ዘለዉ ኣመራርሓ እዚ ምብራቕ ግደ መሪሕነትን ተዛመድቲ ኣጀንዳታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንነፃነት ኮሪያ ዝኸፈለቶ መስዋእትነት ንርክብ ክልቲአን ሃገራት ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ተባሂሉ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንነፃነት ኮሪያ ዝኸፈለቶ መስዋእትነት ንርክብ ክልቲአን ሃገራት ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ሪፐብሊክ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ጁንግ ካንግ ገሊፆም። መበል 74 ክብረ በዓል ዘመትቲ ኮሪያ ኣብ ፓርክ ዝኽሪ ዘመትትቲ ኮሪያ…
ስፓርት ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ተዓዊቱ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ቻይና ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቶም ። ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ቀዳማይ ወፂኡ። እቲ ኣትሌት ብ12 ደቒቓን 50 ሰከንድን 45 ማይክሮ…
ስፓርት ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ተዓዊታ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ብ800 ሜትሮ ብዝተገበረ ውድድር ጒያ ዝበለፀ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊታ። ኣትሌት ፅጌ ነቲ ርሕቐት 1 ደቒቓን 56 ሰከንድን 64 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ተዓዊታ።
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ እስራኤል ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እስራኤል ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ሰራሕተኛታት ሓደጋ ባርዕ ን30 ሰዓታት ዝኣክል ብዝገበርዉ ብርቱዕ ስራሕ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ። በቲ ሓደጋ ብዙሓት ነበርቲ ከባቢ እየሩሳሌም ተመዛቢሎም ኢዮም። 12 ሰባት ድማ ብሰንኪ ካብቲ ባርዕ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ደረጅኡ ዝሓለወ ኣገልግሎት ፖስታ ትህብ ኣላ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ለውጢ ኣብቲ ዓውዲ ብዝተወገነ ስራሕቲ ምምሕያሽ ብኣገልግሎት ህፁፅ መልእኽቲ ፈላማይ ምዝ ዝኾኑ 10 ሃገራት ተርታ ምስላፍ ከምዝኸኣለ ትካል ኣገልግሎት ፖስታ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ዳግማዊ ሃይልዬ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ…