በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ንኣታዊ ፌስቲቫል ቱሪዝም ተቛዳሲ ንምዃን ዘጠዓዕም ኢዩ – ቢልለኔ ስዩም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ንኣታዊ ፌስቲቫል ቱሪዝም ተቛዳሲ ንምዃን ዘጠዓዕም ኢዩ ክብላ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ቢልለኔ ስዩም ኣገንዚበን።
እተን ሓላፊት መበል 85 በዓል ምስረታ ማሕበር ፈረሰኛታት ኣገው ምኽኒያት…