Fana: At a Speed of Life!

ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንተግባራዊ መፍትሒታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ቆራፅ ምዃና መርኣያ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንተግባራዊ መፍትሒታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ዘለዋ ቆራፅነት ዘርእይ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣፍሪካ ብምትሕብባር 2ይ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ካብ 8…

ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ግደ ምሁራን ተጠናኺሩ ንክቕፅል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ  ሃገራዊ ዘተ ግደ ምሁራንን መራሕቲ ሓሳብን ተጠናኺሩ ንክቕፅል ተሓቲቱ። እቲ ሃገራዊ ዘተ ዘድለ ውፅኢት ንክረክብ ግደ ምሁራን ልዑል ከምዝኾነ ዝገለፁ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፣ በቲ ዘተ ዝድለ ውፅኢት ንምምፃእ ግደ…

መቐለ 70 እንደርታ  እንትትዕወት ፋሲል ከነማን ኣዳማ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ተኻይዶም፡፡ ኣብቲ ሊክ ንዘይምውራድ ኣብ ዝግበር ንሕንሕ ዝርከባ ጋንታታት ዝተፃወታሎም ሰለስተ ፀወታታት ብተመሳሳሊ ግዘ ሰዓት 9፡00 ተኻይዶም፡፡ ብመሰረት እዚ…

ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ክብሪን ስምን ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ክብ ንምባል ክተግህ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ፅሬት ትምህርቲ ኣብ ምሕላው ክብሪን ስምን ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ክብ ንኽብል ክተግህ ይግባእ ኢሎም፡፡ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር በዓል ምስረትኡ ምኽንያት ብምግባር ብ4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዘህነፆም 22 ፕሮጀክታት…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ሎሚ መዓልቲ ንዘመረቖም ፕሮጀክታት ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተለጊሱዎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ በዓል ምስረትኡ ምኽንያት ብምግባር ዘመረቖም 22 ፕሮጀክታት ንኽዛዘሙ ምሕዝነቶም ዘንዘርአዩ ትካላት ሰርተፊኬት…

ኪነ ጥበብ ኣብ መንነት ሃገር ዕቤትን ቁልፊ ግደ ይፃቱ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ጥበብ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ጥበባት ንመንነት ሃገርን ዕቤትን ቁልፊ ከምዝኾኑን ባሃላዊ…

ኣብ ህንዲ ሄሊኮፕተር ተሓምሺሻ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰሜን ህንዲ ግዝኣት ኡታራክሃንድ ሎሚ መዓልቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምምሕምሻሽ ሄሊኮፕተር ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ እታ ሄሊኮፕተር ምብራር ምስ ጀመረት ኣብ ውሽጢ ሒደት ደቓይቕ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ሰብ መዚ እቲ ከባቢ ተዛሪቦም፡፡…

ፕሬዚዳንት ታዬ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ብ4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዘህነፆም ፕሮጀክታት መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ዩኒቨርሲቲ ጎንደር 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዘህነፆም 22 ፕሮጀክታት መሪቖም ከፊቶም፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷…

ሰራዊት ምክልኻል ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ጋህዲ ንኽኸውን ልኡኽቱኡ ብብቕዓት ይዋፃእ ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንኽኸውን ልኡኽቱኡ ብብቕዓት ይዋፃእ ኣሎ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ ሳልሳይ ዓመት ምስረታ ኮር ህዳሰ "ህዳሰ ብህዳሴ ኮር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…

ኣብ ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ክሳብ ሕዚ 15 ነጥቢ 3 ሚሊየን ህፃናት ተኸቲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣብ 2ይ ዙር ወፍሪ ክታበት ሕማም ፖሊዮ ክሳብ ሕዚ 15 ነጥቢ 3 ሚሊየን ህፃናት ተኸቲቦም ኢሉ፡፡ ኣብቲ ኢንስቲትዩት መተሓባበሪ ምላሽ ለበዳ ሕማም ፖሊዮ ኣይተ ሚኪያስ ኣላዩ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ÷…