ኣብ ልዕሊ 22 ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ አትዮጵያ ስጉምቲ ተወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅን ብልሹው ኣሰራርሓን ንምፍታሕ ኣብ ዝተወገነ ስራሕ ኣብ ልዕሊ 22 ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ አትዮጵያ ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ስጉምቲ ዝተወሰደ ካብ ዓማዊል ብዝቐረቡ ብልሹዋት…