Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 44 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ልምዓት ወሰን ሩባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሩባ ባህሪኦም ጠፊኦም ዝነበሩ ሩባታት እታ ከተማ ካብ ብኽለት ንምክልኻል 44 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ልምአት ወሰን ሩባ እናተወገነ ይርከብ ኢሎም፡፡ ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ዲዳ ድሪባ…

ኣብ ጎንደርን ባህርዳርን ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት ንወለዶ እጃሙ እናተዋፅአ ምዃኑ የርእይ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማታት ጎንደርን ባህርዳርን እናተሰርሑ ዘለው ስራሕቲታት ልምዓት ናይ ሕዚ ወለዶ እጃሙ እናተዋፅአ ምዃኑ የርእይ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ…

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሃይድራባድ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ሓምሻይ መዕለቢ ሃይድራባድ በረራ ኣጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መደረ ዘስምዑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው÷ እቲ መገዲ ኣየር ሎሚ ቀጥታዊ በረራ ሃይድራባድ ዘጀመሮ በረራ ምትእስሳር…

ኣብ ተካእቲ ፍርያታት ንዝዋፈሩን ሓደሽቲ ሓሳባት ፈጠራን ንዝትግብሩ ፈጠርቲ ስራሕ ቀረብ ፋይናንስ ንምምላእ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ ተካእቲ ፍርያታት ንዝስርሑ ፈጠርቲ ስራሕ ቀረብ ፋይናንስ ንምምላእ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሉ፡፡ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ጌታቸው ዋቄ ከምዝበሉዎ÷ እቲ ትካል ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንዝዋፈሩ ኣልማዕቲ ቀረብ…

ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ ጅቡቲ ወፃኢ ንግዲ ቡን ዘቀላጥፉ ተወሰኽቲ ኮንቴነራት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ ጅቡቲ ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ወፃኢ ንግዲ ፍርያት ቡንን ጥረምረን ንምቅልጣፍ ዝሕግዙ 104 በዓል 20 ጫማ ኮንቴነራት ኣቕሪበ ኣለኹ ኢሉ፡፡ እቲ ማሕበር ኣክሲዮን ምስ ኩባኒያ ትራንስፖርት ባሕሪ ሜዲትራኒያን ብምትሕብባር…

ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚኣ ንክተጠናኽር በሪ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚኣ ንክተጠናኽር በሪ ከፊቱ ኢሉ። ኣጀንዳ እቲ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ 2030 መልከት ምዕባለ ኣፍሪካ ንክትከውን ምኽኣል ከምዝኾነ ገሊፁ። ኢትዮጵያ ዝሓለፈቶ ዓወት…

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ባህር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ምክትል ቀዳማይ ማኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ኣብ ከተማ ባህር ዳር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም። ኣብቲ እዋን ዑደት ኣማኻሪ ዘፈር ማሕበራዊ ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኣብ ህንዲ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን ንምርመራ ወሳኒ ዝኾነ ድምፂ መቕድሒ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ህንዲ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን ንምርመራ ወሳኒ ዝኾነ ድምፂ መቕድሒ ምርካቡ መንቀሊ እቲ ሓደጋ ኣብ ምፅራይ ከምዝርከብ ጉጅለ ምርመራ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ህንዲ ከተማ ኣህመዳባድ ተላዒሉ ናብ ለንደን ኣብ ምንባር ዝነበረት…

ሲዳማ ቡናን ኣርባ ምንጭ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡናን ኣርባ ምንጭ ከተማን ባዶ ንባዶ ማዕረ ተፈላሊየን። ረፋድ 3፡30 ኣብ ኩለመዳይ ስታዲየም ወንጂ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢዩ ክልቲአን ጋንታታት ነጥቢ ተኻፊለን ክወፅኣ ዝኸኣላ። መርሃ…

ፈተና ካብ ስርቂ ብዝፀረየ መልክዑ ክውሃብ ብምግባር ውፅኢታዊ ወለዶ ምፍጣር ይግባእ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ ስርቂ ብዝፀረየ መልክዑ ክውሃብ ብምግባር ውፅኢታዊን ተወዳዳደሪን ወለዶ ምፍጣር ይግባእ፡፡ መርሃ ግብሪ ከይዲ ኣውሃህባ ፈተና 12 ክፍሊ 2017 ዓ.ም ብዝምልከት ትልሚ ፀጥታን…