Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 51 ሺሕን 521 ተምሃሮ ፈተና 12 ክፍሊ ብኦንላይን ክወስዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኩሎም መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ዝወስዱ ተምሃሮ ብኦንላይን ክፍተኑ ምግባር ኣድላዪ ምድላው እናተዛዘመ ይርከብ ኢሉ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ምምሕዳር ከተማ፡፡ ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ዲናኦል ጫላ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ኣዲስ…

315 ዕውት ንቅለ ተኸላ ብሌን ዓይኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ባንኪ ደምን ሕዋስ ዋህዮን ኢትዮጵያ 315 ዕውት ሕክምና ንቅለ ተኸላ ብሌን ዓይኒ ተዋሂቡ ኢሉ፡፡ ኣብቲ ሕብረተሰብ እናዓበየ ዝመፅአ ተግባር ውህብቶ ደምን ብሌን ዓይኒን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝዓለመ ሃገራዊ ምንቅስቃስ “ንህይወትን ብርሃንን…

ብምጭንናቕ ትራፊክ ካብ ዘስካሕኽሕ ሓደጋ ኣውሮፕላን ዝተረፈት ህንዳዊት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቡሚ ቹሃን ብምኽንያት ምጭንናቕ ትራፊክ ካብ በረራ ሰዓት 10 ደቒቕ ደንጉያ ብምብፃሓ ካብቲ ዘስካሕኽሕ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣውሮፕላን ክትተርፍ ክኢላ፡፡ ቡሚ ቹሃን ተምሃሪት ቢዝነስ ኣድሚኒስትሬሽን እንትትከውን÷ ናብራኣ ምስ በዓል ገዝኣ ኣብ እንግሊዝ…

ኢትዮጵያ ስደተኛታት ተቐቢላ ብምትእንጋድ እናወገነቶ ትርከብ ተግባር ዝነኣድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት መንግስታት ፊሊፖ ግራንዲ ኢትዮጵያ ስደተኛታት ተቐቢላ ብምትእንጋድ እናወገነቶ ትርከብ ተግባርን ፃዕሪን ዝድነቕ ዚዩ ኢሎም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ንላዕለዋይ ኮሚሽነር ፊሊፖ ግራንዲ ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ…

ሃፍቲ ኢትዮጵያ ብዝግባእ ንምጥቃም ስራሕቲ ኢኖቬሽን ክበረታትዑ ይግባእ – ዳንኤል ቅጣው (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓሚቕ ሃፍቲ ተፈጥሮ ኢትዮጵያ ብዝግባእ ንምጥቃም ስራሕቲ ኢኖቬሽንን ፈጠራን ክበረታትዑ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣፍሪካሊክስ ዳንኤል ቅጣው (ፕ/ር)፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢትዮጵያሊክስ "ንኢኖቬሽን ምቹው ከባቢ ምፍጣር…

ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን ህይወቶም ዝሰኣኑ ሓደ ኣባላት ስድራቤት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዶክተር ፕራቲክ ጆሺ ናብራ ንምምሕያሽ ምስ በዓልቲ ገዝኡን ሰለስተ ደቁን ተፈልዩ ንሽዱሽተ ዓመታት ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ለንደን ገይሩ ነይሩ፡፡ በዓልቲ ገዝኡን ደቁን ናብ ለንደን ኣመፂኡ ሕጉስ ህይወት ንምንባር ሕልሚ ሰኒቁ ብዙሕ ፀገማት ሓሊፉ፡፡…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መንበሪ ኣባይቲ ብቅልጡፍ ብፅሬትን ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መንበሪ ኣባይቲ ብቅልጡፍ ብፅሬትን ብዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ከባቢ ኣደባባይ ጀርመን…

ሃገር በቆል መፅናዕቲን ምርምርን ንጥዕና ሕብረተሰብ እታወት ንኽውዕል ምግባር የድሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ፍሬህይወት አበበ ሃገር በቆል መፅናዕቲን ምርምርን ናብ ልምዓት ብምልዋጥ ንጥዕና ሕብረተሰብ እታወት ምውዓል ይግባእ ኢለን። ኢንስቲትዩት ምርምር ኣርማወር ሃንሰን (ኣህሪ) ‘ዕዙዝ ልምዓትን ምርምርን ጥዕና ንዝሐሸ ጥዕና’ ብዝብል…

ተወዳደርቲ ዜጋታት ንክትኮኑ እንተይሰረቕኩም ጠንኪርኩም ፈተናኹም ብባዕልትኹም ስርሑ-ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ፣ ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን ኣይተ ኣንተነህ ፈቃዱን ኣብ ዞባ ከንባታ ሓፈሻዊ ላዕለዋይ ካልኣይ በርኪ ቤት ትምህርቲ ሺንሺቾ ተረኺቦም ናይ…

ኣብ ህንዲ ብሓደጋ ኣውሮፕላን ህይወት ሓደ ሰብ እንትተርፍ 204 ሰባት ምሟቶም ተረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ህንዲ ኣብ ጥቃ መዕርፎ ነፈርቲ ኣህመዳባድ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን 204 ሰባት ምሟቶም እንትረጋገፅ ህይወት ሓደ ሰብ ምትራፉ ተሰሚዑ። ሎሚ ንግሆ ቦይንግ 787-8 ዝብል ስያሜ ዘለዋ እታ ኣውሮፕላን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣህመዳባድ ካብ መሬት…