Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ብኸመይ ምስታፍ ይከኣል?

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት መብዛሕትኡ ግዘ ኣክሲዮን፣ ቦንድ መንግስቲ፣ ሰነድ ግምጃ ቤት መንግስቲ፣ ቦንድ ኩባንያታትን ካልኦት ቦንድታትን ናብ ማእኸላይይ ቦታ ብምምፃእ ዝተዓዳደጉሉ መድረኽ ኢዩ፡፡ መንግስቲን ዘፈር ውልቀን ዝውግኑዎም…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ በዓል ጥምቀት ምስ ዝተረኸቡ ሃወፅቲ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ በዓል ጥምቀት ምስ ዝተረኸቡ ሃወፅቲ ዘቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በዓል ብዙሕ ቀለም ኣብ ዝኾነ በዓል ጥምቀት ንምኽባር ናብ ጎንደር ዝመፅኡ ሃወፅቲ ዘለዎም…

መለለዪ መንነት ፋይዳ መሰረተ ልምዓት ዲጂታል ፐብሊክ ብስሉጥ ንምትግባር ዝሕግዝ ኢዩ- በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መለለዪ መንነት ፋይዳ መሰረተ ልምዓት ዲጂታል ፐብሊክ ብስሉጥ ንምትግባር ዝሕግዝ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም። ብቶኒ ብሌየር ኢንስቲትዩት ኣቢሉ ዝተሰናደአን ኣብ መሰረተ ልምዓት ዲጂታል ፐብሊክ ዝጠመተን…

325 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ- ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትጓዓዓዝ ዝነበረ 325 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን፥ “ብፅርየት ናብ ስሉጥ ስርዓት ንግዲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ሆስፒታል ዓድዋ  ኣስታት 70 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ናውቲታት ሕክምና ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሆስፒታል ዓድዋ ካብ ኣባላት ዓለም ከኸ ምድሓን ሆስፒታል ዓድዋ ዝተለኣኸ ኣስታት 70 ሚሊየን ብር ዝወደአ ናውቲ ሕክምና ከምዝተረከበ ተገሊፁ። ኣካየዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ክንፈ ገብረእግዚኣብሄር፥ ብተወለድትን ፈተውትን ዓድዋ ዝተጣየሸ ማሕበር…

ቢትኮይን ኣብ ታሪኩ ልዑል ወሰኽ ኣርእዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢትኮይን ዝተብሃለ ክሪፕቶከረንሲ ልዕሊ 109 ሺሕ ዶላር ብምብፃሕ ኣብ ታሪኩ ልዑል ወሰኽ ምምዝጋቡ ተገሊፂ። ከም ቢትኮይን ዝመሉ ዘይተማእኸሉ ኣማራፅታት ዲጂታል ሰልዲ ዝድግፉ ተመራፂ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ሎሚ ምሸት ዝካየድ ወግዓዊ ስነ ስርዓት ሹመቶም…

ወግዓዊ ስነ ስርዓት ሹመት ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወርሒ ሕዳር ኣብ ዝተሳለጠ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ዝተዓወቱ ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ምሸት መበል 47 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ብወግዒ ክሽየሙ ኢዮም። እቶም ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመታት ናብ ቤተ መንግስቲ ፃዓዱ ዝምለሱ ፕሬዚዳንት፥ ክልተ መጋባእያ…

ንሰደድ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ቡን ልዕሊ 908 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2017 ዓ.ም ንሰደድ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ቡን ልዕሊ 908 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻህን ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚን ሓላፊ ዓውዲ ዕዳጋን ሻፊ ኡመር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…

እስራኤልን ሃማስን እሱራት ተለዋዊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤልን ሃማስን ኣብ ዝገበርኡ ልውውጥ እሱራት 90 ፍልስጤማውያንን ሰለስተ እስራኤላውያንን ናብ ስድረኦም ተፀንቢሮም። እስራኤልን ሃማስን ድሕሪ ንሰሙናት ዝተገበረ ድርድር ኣብ ስምምዕ ደው ምባል ተዂሲ ምብፅሐን ይዝከር። ነዚ ስዒቡ ኣብ ቀዳማይ…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን በዓል ጥምቀት ኣኽቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ኢትዮጵያዊያን በዓል ጥምቀት ብድምቀት ኣኽቢሮም። በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማታት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣልኣይን፣ ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ጆሃንስበርግን ኣብ ካልኦት ሃገራት…