Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ስሎቬኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረን ዑደት ዛዚመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ስሎቬኒያ ናታሻ ፒሪክ ሙሳር ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚመን ናብ ሃገረን ተመሊሰን፡፡ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ አፅቀ ስላሰ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ስኒት ገይሮምለን፡፡ ኣብ…

በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ ) ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 1ሺሕን 446 ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) በዓል ምኽባር ተጀሙሩ፡፡ እቲ በዓል ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለየ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓት እናተኸበረ ይርኸብ፡፡ ኣከባብራ እቲ በዓል ሶላትን ተክቢራን ሓዊሱ…

ዝመፅእ ዘሎ ለውጢ ብንቑሕ ዓይኒ ምርኣይ፣ ምሕታትን ምድጋፍን የድሊ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ዝመፅእ ዘሎ ለውጢ ብንቑሕ ዓይኒ ምርኣይ፣ ምሕታትን ምድጋፍን የድሊ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ብዛዕባ ዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ እዋናዊ ፈተናታትን ቀፃሊ ኣንፈትን ጠሚቶም ኣብ ዝገበርዎ ካልኣይ ክፋል…

ውፅኢታውነት መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ብካልኦት ሃገራት እውን ተመስኪሩ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ ብፍልጠትን ጥበብን ተግባራዊ ዝገበረቶ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ውፅኢታዊ ምዃኑ ብካልኦት ሃገራት እውን ተመስኪሩ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ብዛዕባ ዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ እዋናዊ…

ናህሪ ዋጋ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት 20 ዓመት ብተኸታታሊ እናዓበየ መፂኡ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትይር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናህሪ ዋጋ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት 20 ዓመት ብተኸታታሊ እናዓበየ መፂኡ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ነዚ ዝገለፁ፥ ብዛዕባ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ እዋናዊ ፈተናታትን ቀፃሊ ኣንፈትን ኣብ ዝገበርዎ ካልኣይ…

ቀጣናዊ ልምዓት ክብ ንምባል ብምትሕብባር ምስራሕ ኣድላዪ ኢዩ-ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ኬንያን ብመሰረተ ልምዓት ንምትእስሳር ዝዓለመ ፕሮጀከት ምብራቕ ኣፍሪካ ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ምትሕብባር ንግዲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ምጥንኻር ዝኽእል መሰረተ ልምዓታት ብምህናፅ ቀጠናዊ ዝምድና…

ኢትዮጵያን ስሎቬኒያን ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ስሎቬኒያን ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ  ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ስሎቬኒያ ናታሻ ፒርክ ሙሳር ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ብምቕባል ኣዘራሪበምወን። ድሕሪ እቲ ዘተ ንጋዜጠኛታት መብርሂ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ንብሄራዊ ረብሓ ፍሉይ ቆላሕታ ክህባ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ንብሄራዊ ረብሓ ዝሕሉ ፀብፃባት ፍሉይ ቆላሕታ ሂበን ንክሰርሓ ተሓቲቱ። ማእኸል ስልጠና ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ናይ ሩሲያ ዓለም ለኸ ሚዲያ ኣርቲ ብምትሕበባር ንሰብ ሞያ ሚዲያ ሰልጠና ሂቡ። ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና…

ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ፅባቐ ካልአይቲ ዝወፅአት ሃሴት ደረጀ ኣቀባብላ ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ህንዲ ሃይድራባድ ኣብ ዝተዳለወ ዓለም ለኸ ውድድር ፅባቐ “ሚስ ወርልድ” ካልአይቲ ዝወፅአት ሃሴት ደረጀ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ። ንመበል 72 ግዘ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ፅባቐ ናይ 108 ሃገራት ተወዳደርቲ ተሳቲፈን። ሃሴት ብብርኪ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ስሎቬንያ ሪፐብሊክ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ስሎቬንያ ሪፐብሊክ ናታሻ ፒሪክ ሙሳር ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ዝገብራ ዘለዋ ፕሬዚዳንት ስሎቬንያ…