ታሪካዊ ፀላእትና ይኹኑ ተለኣኣኽቲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ህዝባን ዝምነይዎ ናይ ጥፍኣት ድግስ ኣይዕወትን-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ታሪካዊ ፀላእትና ይኹኑ ተለኣኣኽቲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ህዝባን ዝምነይዎ ናይ ጥፍኣት ድግስ ኣይዕወትን ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ።
እዚ ፍሉይ ወፍሪ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ብላቴ ዘሰልጠኖም መበል…