ክልል ኦሮሚያ 72 ቢሊየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ መስርሒ ቦታ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቦርድ ኢንቨስትመንት ክልል ኦሮሚያ 72 ቢሊየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ ልዕሊ 2 ሽሕን 500 ሰብ ሃፍቲ መስርሒ ቦታ ኣመሓላሊፉ፡፡
እቲ ቦርድ ሎሚ ዕለት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ÷ ሰብሃፍቲ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ከምኡውን መሪሕ ሰበኽ ሳግም ኣብ ዝተፈላለዩ…