ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዓለም ለኸ ኩነት ብምስሓብ ሃገርና ቀዳመይቲ ማእኸል ኣኼባታት ንኽትከውን ወሳኒ ግደ ይፃወት – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)“ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዓለም ለኸ ኩነት ብምስሓብ ሃገርና ቀዳመይቲ ማእኸል ኣኼባታት ንኽትከውን ወሳኒ ግደ ከምዝፃወት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
“እቲ ማእኸል፤ ዓውዲ ኣኼባ፣ ኮንፈረንስን ኤግዚቢሽንን…