ጉጅለ ሱፐርቪዥን ቤት ፅሕፈት ቀ/ሚ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባላት ጉጅለ ሱፐርቪዥን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም።
እቲ ጉጅለ ሱፐርቪዥን በቲ ኢንስቲትዩት ዝማዕበሉ ስራሕቲ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዝገምገመ እንትኸውን፤ ኣብ…