ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን160 ሺሕ ዜጋታት ብሕጋዊ መገዲ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 160 ሺሕ ዜጋታት ብሕጋዊ መገዲድ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምውፋር ስራሕ ከምዝገበሩ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሰለሞን ሶካ ከምዝገለፁዎ÷ ምስ ዝተፈላለያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ቀሪቡ፡፡ እቲ በዓል ብኣተሓባባራይነት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብኣሰናዳኣይነት ክልል…
ስፓርት አትሌት ድርቤ ካብ ፅገ ገብረሰላማን ሓጎስ ገብረህይወትን ብምቕፃል ኣብ ውድድር ትራክ ግራንድ ስላም ንምስታፍ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪማ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ መድረኽ ውድድር ውልቀ ኣብ ዝኾነ ትራክ ግራንድ ስላም ንምስታፍ ዘኽእል ስምምዕነት ኩንትራት ፈሪማ፡፡ ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ብ1 ሺሕም 500 ሜትሮ ርሕቐት ብምውድዳር ትፍለጥ ኣትሌት ድርቤ ኣብ 2025 ኣብ ኣሜሪካ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብልምዓት መስኖ 13 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምርካብ ፍሉይ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብልምዓት መስኖ 13 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምርካብ ፍሉይ ብምሃብ ይስራሕ ምህላዉ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ዳይሬክተር ልምዓት ሆርቲካልቸር እቲ ቢሮ ኣይተ ሃይለ ታደለ ንፋና ዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገበን ግብረ ራዕዲ ዝፈፀሙ ውልቀሰባት ክሳብ 23 ዓመት ብዝበፅሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዖም Desta Dec 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌን ከባቢኡን ገበን ግብረ ራዕዲ ዝፈፀሙ ውልቀሰባት ካብ 1 ዓመትን 6 ኣዋርሕን ክሳብ 23 ዓመት ብዝበፅሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱዎም። ኣብ ለዕሊ እቶም ውልቀ ሰባት ውሳነ ዝተውሃበ ኣብቲ ዝተገለፀ ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብር 28 ሚሊየን ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ነበርቲ ተሓላሊፎም Desta Dec 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ደጋሃቡር ብብር 28 ሚሊየን ዘህነፆም መንበሪ ኣባይቲ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ነበርቲ ኣረኪቡ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ርኽከብ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)ን ርእሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብባንክ ዓለም ብዝተረኸበ ገንዘብ ዝተሃነፃ ኣብያተ ትምህርቲ ተመሪቐን Desta Dec 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ሓውዜን ካብ ባንክ ዓለም ብዝተረኸበ ገንዘብ ብቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ፕሮጀክት ሕቡራት ሃገራት (UNOPS) ዝተሃነፃ ኣብያተ ትምህርቲ ተመሪቐን። እተን ኣብያተ ትምህርቲ ማርያም ዛላን መጋብን እንትኾና፥ ፣ ብድምር 4 ብሎክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰላም ጠመተ ዝገበረ ሃገራዊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ይካየድ ኣሎ Desta Dec 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰላምን ሓድነትን ጠመተ ዝገበረ ሃገራዊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ። ኩሉ ሰብ ዘለዎ ኣፈላላይ ብምሓዝ ተኸባቢሩ ምንባር መግለፂ ቅኑዕ ሰብነት ከምዝኾነ ዋና ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሀን ቀሲስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መጥቃዕቲ ሳይበር ኣብፂሓ Desta Dec 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ትካላት መንግስቲ ዩክሬን ልዑል መጥቃዕቲ ሳይበር ከምዘብፀሐት ተገሊፁ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዩክሬን ኦልሃ ስቴፋኒሺያ፥ ኣብ ቤተ መዛግብቲ ወሳኒ ኩነት ብዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኣገልግሎት ንግዚኡ ከምዝተቛረፀ ሓቢሮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ የዕቢ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Dec 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ የዕቢ ከምዘሎ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። እቲ ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንኣፍረይቲ ዓውዲታት ኣብ ክሊ ዘምፀኦ ዕድል፣ ብድሆን መፍትሒን ጠመተ ዝገበረ…