ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓላፊ ሓለዋ ኑክሌር ሩሲያን ሓጋዚኦምን ብዝተቐባበለ ፈንጂ ህይወቶም ሓሊፉ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓላፊ ሓለዋ ኑክሌር፣ ራዲዮሽንን ኬሚካልን ሩሲያ ሌተናንት ጀነራል ኢጎር ኪሪሎቭን ሓጋዚኦምን ብዝተቐባበለ ፈንጂ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቶም ሓለፍቲ፥ ኣብ መስኮ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዛኦም ጥቓ ኣብ ዘሎ ስኩተር ብዝተቐባበለ ፈንጂ ምሟቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ብሄራዊ ባንኪ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብምምርማር ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 11 ስሩዕ ኣኼባ ኢዩ እቲ ኣዋጅ ኣፅዲቑዎ፡፡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ ኣባላት እቲ ባይቶ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ትራምፕ፥ ኣሜሪካ ዝሰርሓቶ ሚሳኤል ዩክሬን ንክትጥቀም ምፍቃዱ ጌይጋ ነይሩ ኢሎም Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመራፂ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፥ ጆ ባይደን ኣሜሪካ ዝሰርሓቶ ነዊሕ ርሕቐት ታክቲካል ሚሳኤል ብምጥቃም ዩክሬን ኣብ ልዕሊ ሩሲያ መጥቃዕቲ ንክትፍፅም ምፍቃዶም ጌይጋ ነይሩ ክብሉ ርእይቶ ሂቦም። ትራምፕ ትማሊ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋዕላ ደኒ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ሕንጣሎ "ደኒ ተዘይሃልዩ ሰብ ክነብር ኣይኽእልን" ብዝብል ሓሳብ ህዝባዊ ዋዕላ ደኒ ኣካይዱ ። ወረዳ 31 ሄክታር ብናይ መንግስቲ ደኒ ዝተኸለለ እንትኸወን፥ ሕብረተሰብ ኣብ ደኒ ዘለዎ ኣራኣእያ ናብ ዝሐሸ ብርኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛኒያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛኒያ ኣምባሳደር ማህሙድ ታቢት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም፡፡ ማህሙድ ታቢት ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝጅምር ሓበራዊ ኣኼባ ሚኒስትራት ኢትዮ-ታንዛኒያ ንምስታፍ ኢዮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ዘለዉ፡፡ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ርዋንዳ ግብረ ራዕዲ ሓዊሱ ካልኦት ገበናት ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ርዋንዳ ግብረ ራዕዲ ሓዊሱ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባትን ካልኦት ዶብ ዘለል ገበናትን ሓበሬታ ብምልውዋጥ ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን፡፡ እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤልን ኢንስፔክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ዝተጣየሸ “ኣዳም ፋውንዴሽን” ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ደመቀ መኮንን ዝተጣየሸ "ኣዳም ፋውንዴሽን" ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ኣዳም ፋውንዴሽን ምስ ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ ብምትሕብባር ዝተመጣጠነ ምግቢ ተበፃሒ ብምግባር ኣብ ኣፍሪካ ድኽዳኸ ንምግታእ ዕላማ ዝተሓንገጠ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ፅሬት ትምህርቲ እናሰርሐቶ ትርከብ ስራሕ ናእዳ ረኺባ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሳይንስና ቴክኖሎጂ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ደቡብ ሱዳን ገብሬላ ቻንግሰን ኢትዮጵያ ኣብ ፅሬት ትምህርቲ እናሰርሐቶ ትርከብ ስራሕ ንኢዶም፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ብሚኒስትር ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስ ዝተመርሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኪርጊስታን ስምምዕነት ኣንካራ ምርግጋዕን ምዕባለን ኣብ ምርግጋፅ ርኡይ ግደ ከምዘለዎ ገሊፃ Desta Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኪርጊስታን ስምምዕነት ኣንካራ ምርግጋዕን ምዕባለን ኣብ ምርግጋፅ ርኡይ ግደ ከምዘለዎ ገሊፃ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ሹመት ደብዳቤኦም ንምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኪርጊስታን ሪፐብሊክ ተምሪበክ ኢርክኖቭ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብመርዛም ጋዝ ካርቦን ሞኖክሳይድ 12 ሰባት ኣብ ዝደቀስሉ ህይወቶም ስኢኖም Desta Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጆርጂያ ብመርዛም ጋዝ ካርቦን ሞኖክሳይድ 12 ሰባት ኣብ ዝደቀስሉ ሪዞርት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ኩነታት ዘጋጠመ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝርከብ ስኪ ሪዞርት ከምዝኾነ ዝገለፀ ፖሊስ፥ 11 ዜጋታት ወፃኢን ሓደ ዜግነት ጆርጂያ ዘለዎ ሰብን ህይወቶም…