ፅርየት መንደር ፍርያት ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ተቐባልነቱ ንክዓቢ ዘኽአለ እዩ – ካሳሁን ጎፌ (ዶር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፅርየት መንደር ምህናፅ ፍርያት ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ተቐባልነቱ ክውስኽ ዘኽአለ ምዃኑ ሚኒስትር ንግድን ዞባ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ፅርየት መንደር ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ብብዝሓት ዘይርከቡ…