መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዕድጊት ኣውሮፕላማትን መባፅሕቲ ኣብ ምድንፋዕን ዝተቐመጡ ሸቶታት ምዕዋቱ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዕድጊት ኣውሮፕላማትን መባፅሕቲ ኣብ ምድንፋዕን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ዝተቐመጡ ሸቶታት ከዕውት ከምዝኸኣለ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ እቲ መገዲ ኣየር ገሊፆም፡፡
እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ምስ ቢቢሲ “ፎከስ ኣፍሪካ”…