ስፓርት ኣትሌት ድርቤ ኣብ ውድድር ውሽጢ ገዛ ሊዮን ብ3 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፈረንሳይ ሊዮን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ተዓዊታ። ድርቤ ነቲ ርሕቐት ብ8 ደቒቕ 39 ሰከንድን 49 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡ ኣትሌት የኔዋ ንብረት ድማ ብ8…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቶተንሃም ዝገበረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቶተንሃም ሆትሰፐርስ ዝግበረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ኣብዚ ውድድር ዓመት ድኹም ምንቅስቓስ እናርአያ ዝርከባ ክልቲአን ጋናታታት ሎሚ ምሸት 1:30 ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላዊ ሪፎርም ሕብረት ኣፍሪካ መሰረታዊ ለውጢ ብዘመፅእ መገዲ ይካየድ ኣሎ – ሙሳ ፋቂ ማሃማት Desta Feb 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላዊ ሪፎርም ሕብረት ኣፍሪካ መሰረታዊ ለውጢ ብዘመፅእ መገዲ ይካየድ ከምዘሎ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማሃማት ገሊፆም። መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ “መከሓሓሲ ፍትሒ ንኣፍሪካዊያን ወለዶ ኣፍሪካዊያንን” ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ሰላምን ፀፅታን ዝነገሰላ ንክትከውን ጎንፅታት ደው ንክብሉ ክሰርሕ ኢየ-ፕሬዚዳንት ዧው ማኑኤል ጎሳዌስ ሎሬንሶ Desta Feb 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ሰላምን ፀፅታን ዝነገሰላ ንክትከውን ጎንፅታት ደው ንክብሉ ክሰርሕ ኢየ ክብሉ ሓዱሽ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ብምኻነ ዝተመረፁ ፕሬዚዳንት ዧው ማኑኤል ጎሳዌስ ሎሬንሶ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ በፍላይ ኣብ ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ፥ ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ቀዋሚ መቐመጢ ክሳብ እትረክብ ፃዕሪ ምግባሮም ከምዝቕፅሉ ገሊፆም Desta Feb 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ፥ ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ እቲ ሕብረት ቀዋሚ መቐመጢ ክሳብ እትረክብ ፃዕሪ ምግባሮም ከምዝቕፅሉ ገሊፆም። ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ መደረ ዘስምዑ እቶም ዋና ፀሓፊ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍልስፍና ምድማር ፓን ኣፍሪካኒዝም ንምጥንኻር ዝሕግዝ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Feb 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍልስፍና ምድማር ብዙህነትን ሕብረትን ንምጥንኻር ቁልፊ ግደ ምህላዉ ከምዘለዎ ኮይኑ ፓን ኣፍሪካኒዝም ንምጥንኻር ዝሕግዝ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ “መከሓሓሲ ፍትሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኢንቨስተራት ዘቲዮም Desta Feb 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኢንቨስተር ኣሊኮ ዳንጎቴን ቶኒ ኦ. ኢሉሜሉን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጎድኒ ንጎድኒ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ መራሕቲ ውልቀ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ዘቲዮም Desta Feb 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ፋይሌመን ያንግን ዘቲዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ምስ ኣመራርሓ ሕቡራት መንግስታት ፅቡቕ ዘተ ምክያዶም ገሊፆም። መስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ስሪል ራማ ፎሳ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Feb 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ስሪል ራማ ፎሳ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ አንትበፅሑ ሚኒስተር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ Desta Feb 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “መከሓሓሲ ፈትሒ ንኣፍሪካውያንን ወሎዶ ኣፍሪካዊያንን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ዋና ፀሓፊ…