ስፓርት ሎሚ ሸውዓተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ አንግሊዝ ክካየዱ ኢዮም Desta Feb 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 25 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሸውዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ሰዓት 9:30 ድሕሪ ቀትሪ፥ ኣርሰናል ካብ ሜድኡ ወፃእ ምስ ሌስተር ሲቲ ክጋጠም ኢዩ። ማንቸስተር ሲቲ ድማ ኣብ ስታዲየም ኢቲሃድ ምስ ኒውካስል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትየጵያ ኣብ መዐቀኒታት ምዘና ጥዕና ዝሓሸ ወፅኢት ምምዝጋብ ክኢላ ኢያ – ዋና ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ Desta Feb 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትየጵያ ኣብ መዐቀኒታት ምዘና ጥዕና ዝሓሸ ወፅኢት ምምዝጋብ ክኢላ ኢያ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ፒተር ሳንድስ ገሊፆም። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ በቶም ዋና ዳይሬክተር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓውዲ ጥዕናን ምክልኻል ሕማማትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ኤክስኪዩቲቭ ዘቲዮም Desta Feb 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ኤክስኪዩቲቭ ፒተር ሳንድስ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ኤክስኪዩቲቭ ፒተር ሳንድስ ናብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ጁሊዬስ ማዳ ቢዮ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ፋኦ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ትካል ምግቢን ሕርሻን ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንፋኦ) ኩ ዶንግዩን ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላፉዎ መልእኽቲ፤ ዳይሬክተር ጄነራል ኩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣዳሪ ኣቢያተ ትምህርቲ ዓይነ ስውራን ንምህናፅ ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣርባዕተ ኣዳሪ ኣቢያተ ትምህርቲ ዓይነ ስውራን ንምህናፅ ዘኽእሎ ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ምስ ፋውንዴሽን ካሊፍ ቢን ዛይድ ኣል-ናሃያን ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዝተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሒ ፍልስጤም ማህሙድ ኣባስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራሒ ፍልስጤም ማህሙድ ኣባስ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ማህሙድ ኣባስ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም። መበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ቻድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቻድ መሃመድ ኢድሪስ ዴቢ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣቀባብላ ገይሮምሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ እንኳዕ ዳግም ናብ ኢትዮጵያ መፅኡ ኢሎም። “ብተደጋጋሚ ንገበርም…