ዓለም ለኻዊ ዜናታት ትራምፕ ናብ ዋይት ሃውስ ምስኣተኹ ምስ ፑቲን ክዝት እየ ኢሎም Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመራፂ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ስልጣን ምስተረከቡ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ከምዝዛተዩ ተዛሪቦም፡፡ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ንካልኣይ ግዘ ስልጣን ዝጨበጡ ኣዛራራባይ ትራምፕ ድሕሪ ሽዱሽተ መዓልቲታት ቃለ-ማሕላ ብምፍፃም ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓን ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ዘለዋ ምሕዝነት ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓን ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ዘለዋ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ብዳይሬክተር ሓለዋ ሲቪልን ስራሕቲ ሰብኣዊ ሓገዝን ሕብረት ኣውሮፓ ጄኔራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ስራሕቲ ሕድሳት ተዛዚሙ ይምረቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ቤተ ክርስትያን ስራሕቲ ሕድሳት ተዛዚሙ ይምረቕ ኣሎ፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ተፋሰስ ብምስፋሕ ሃፍቲ ሓመድና ንምዕባለ ንምውዓል ምርብራብ ይግባእ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ተፋሰስ ብምስፋሕ ሃፍቲ ሓመድና ንምዕባለ ንምውዓል ምርብራብ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፤ ሃገራዊ ጎስጓስ ዝተዋደደ ልምዓት ተፋሰስ 2017 ዓ.ም ምጅማሩ ኣብሲሮም፡፡…
ስፓርት ትፅቢት ዝግረሎም ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ፀወታታት ኤፍኤ ካፕን ካራባኦ ካፕን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክምለስ ኢዩ። መሪሕ እቲ ሊግ ዝኾነት ሊቨርፑልን ኣብዚ ዓመት ዘደንቕ ምንቅስቓስ እናገበረት ትርከብ ኖቲንግሃም ፎረስትን ዘራኽብ ፀወታ ትፅቢት ዝግበረሉ ኢዩ። ኣብ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዳ ኢትዮጵያን ምስ ጥሙር ሃገራዊ ሃፍቲ ዘለዎ ብፅሒት ክትሕት ክብል ምግባር ከምዝተኽኣለ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ለውጢ ዓመታት ብዝተወሰዱ ስጉምቲታት ዕዳ ኢትዮጵያ ምስ ጥሙር ሃገራዊ ፍርያት ዘለዎ ብፅሒት ናብ 13 ነጥቢ 7 ሚኢታዊ ክወርድ ምግባር ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ውፅኢታት መመሓየሺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ታክስ ንብረት ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ መበል 15 ስሩዕ ጉባኤ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ዝርከባ ከተማታት ተፈፃሚ ዝኸውን ኣዋጅ ትክስ ንብረት ብኣርባዕተ ተቓውሞ ብዓሰርተ ድምፀ ተኣቅቦን ብኣብዝሓ ድምፂን ኣፅዲቑ። ታክስ ንብረት ፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍቲ ንምዕሳል፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 41 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቶም ውሳነታት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡- እቲ ቤት ምኽሪ ፈለማ ዝተዛተየ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምርምር ምልክት ቋንቋ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ዝካየድ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምርምር ምልክት ቋንቋ ተተኣናግድ ኣላ፡፡ እቲ ጉባኤ ሎሚ ዘበን እናተኻየደ ዝርከብ ንመበል 15 ግዘ ከምዝኾነ ካብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚ ብዘፈር ውልቀ ክምራሕ ብዝገብሩ ስጉምቲታት ዓወት ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኮኖሚ ብዘፍ ውልቀ ክምራሕ ንምግባር ብዝተወሰዱ ስጉምቲታት ለውጢታት ከምዝመፅኡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም፡፡ ኣይተ ማሞ ብሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እናተሰናደአ ኣብ ዝቐርብ ፕሮግራም ”ኢትዮጵያ ኢን…