ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ስላሴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ፕሮጀክት ሕቡራት መንግስታት ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ስላሴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ፕሮጀክት ሕቡራት መንግስታት ጆርጅ ሞሪኤራ ዳ ሲልቫ ዘትዮም።
ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ስላሴ ኣብቲ እዋን÷ እቲ ቤት ፅሕፈት መንግስቲ ኣብ ዝፍፀሙ ዝተፈላለዩ ኣሰራርሓታት…