Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ፖል ካጋሜ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰለማዊት ካሳ ኣቀባብላ ገይረናሎም። እቲ ጉባኤ፥ “መከሓሓሲ…

ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ዘለዋ ኣስተዋፅኦ ጃፓን ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ፃናገበረቶ ትርከብ ኣስተዋፅኦ ጃፓን ከምትንእድ ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፓርላሜንታሪ ጃፓን ኤሪ ኣርፊያ ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን…

ኣብ ዕድጊት ሲሚንቶ ብዝተወሰደ መመሓየሺ ስርዓት ኣሰራርሓ ዋጋኡ ብፍርቂ ነክዩ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዕድጊት ሲሚንቶ ብዝተወሰደ መመሓየሺ ስርዓት ኣሰራርሓ ዝተረጋገአ ቀረብን ዕድጊትን ክህሉ ካብ ምግባሩ ብተወሳኺ ዋጋኡ ብፍርቂ ክንኪ ከምዝገበረ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…

ጉባኤ ሚኒስቴር ፍትሒን ቢሮታት ፍትሒ ክልላትን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሻውዓይ ጉባኤ ሚኒስቴር ፍትሒን ቢሮታት ፍትሒ ክልላትን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ምውዳድ ጠንካራ ኣካላት ፍትሒ ንዝተረጋገፀ ናይ ህዝቢ ኣሜኔታ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ፍትሒ…

ፕሬዚዳንት ሞሪታኒያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሞሪታኒያ መሓመድ ኦሊድ ጊዞኒ ኣብ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም። መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ስትራተጂግ ሸቶታት ኢጋድ ምስ ጠለብ ኢትዮጵያ ሓቢሩ ዝኸይድ…

ዕጥቅታት ስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ምፍራዮም ንዕብየት እቲ ዓውዲ ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ- ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕጥቅታት ስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ምፍራዮም ንዕብየት እቲ ዓውዲ ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘሎ ኦሜጋ ጋርመንት ኢንተርፕራይዝ ዕጥቅታት ስፖርት መፍረዪ ርእየን።…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ጀነራል ኣመራርሓታት ምክልኻል ሰራዊት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ጀነራል ኣመራርሓታት ምክልኻል ሰራዊት ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ሃገራዊን ቀጣናዊን ሰላምን ፀፅታን ጉዳያት ጠመተ ብምግባር ምዝታዮም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንህወሓት ካብ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን (ህወሓት) ካብ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ከምዝኣገዶ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ንህወሓት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ መረጋገፂ ሕጋዊ ሰብነትን ምዝገባን ተዋሂቡዎ ከምዝነበረ…

ኢትዮጵያ ብክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ተመክሮ ፍሪያት ግብርናኣ ኣካፊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ተመክሮ ፍሪያት ግብርናኣ ኣካፊላ። እቲ ተመክሮ፥ “ዓለም ለኸ መስኖን ብክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ፍሪያትነትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ኢያ ኣቕሪባ። ኣብቲ ጉባኤ፥…