Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብ ጂቡቲ ናይ ዝነብሩ ዜጋታት ሕቶታት ንምምላስ ከምዝሰርሕ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)  ምስ ተወከልቲ ኮሚዩኒቲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ተዛቲዮም፡፡ በዚ ድማ ኣብ ጂቡቲ ክህነፅ ብዛዕባ ዝተሓሰበ ቤት ትምህርቲ ኮሚዩኒቲ ሓገዝ፣ ብዛዕባ መሰል ዜጋታት፣ ሃገራዊ ፃውዒታትን እዋናዊ ጉዳያትን…

ካብ ክረምታዊ ዝራእቲ 320 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ክረምቲ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ክሳብ ሕዚ 320 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽንን ርክብ ህዝቢን ከበደ ላቀው ከምዝበሉዎ፤ ኣብቲ ፍርያት ዘበን ብኩታ-ገጠም ዝለምዐ…

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ጋንታታት ኢትዮጵያ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሓፂር፣ ማእኸላይ፣ 3 ሺሕን ሜትሮ መሕንኩሎን ስጉሚን ተግባራት ሜዳን ጋንታታት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ ዝላ ብራኸ ደቂ ኣንስትዮ÷ ኣትሌት ፓች…

ፓርትና ክንቅይሮም ምስ ዘይግብኡና ታሪካት ፍፁም ቅርሕንቲ ኣይብሉን-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ትማሊ ናይ ስርዓተ መነግስቲ ምምሕዳራት ሓደ ኣካል ኮይኖም መስ ዝሓለፉ ክንቅይሮም ምስ ዘይግብኡና ታሪካት ፍፁም ቅርሕንቲ ኣይብሉን ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስራዓት ዴሞክራሲን ምክትል…

ዓለም ለኸ ጉባኤ መስኖን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ መፍረያይነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ዓለም ለኸ ጉባኤ መስኖን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ መፍረያይነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ካብ 5 ክሳብ 7 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብ ዝካየድ ጉባኤ÷ መራሕቲ ዓለም ለኸን ኣህጉርን መዳርግቲ ኣካላት እቲ ዓውዲ ዝሳተፉሉ…

ግዝያዊ ምምሕዳር ኣብ ትግራይ ዘሎ ሕርሻ ኣብ ምዕባይ ዝገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ልምዓት ሕርሻ ክልል ትግራይ ጠመተ ዝገበረ ሃገራዊ ስምፓዝየም ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ብምትሕብባር ሚንስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን፣ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ክልል ትግራይ፣ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን…

ኢትዮጵያ ብፎርፌ ናብ ቀፃ ዙር ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ብፎርፌ ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ፡፡ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ኢትዮጵያን ዚምባብዌን ፀወተአን ንምግባር መርሃ ግብሪ ወፂኡለን ከምዝነበረ ይዝከር። ይኹን እምበር ዚምባብዌ…

ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያትን ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ፓርቲን እናዘተየ ዝቐነየ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼባኡ ዛዚሙ። እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ካብ ዘትኡ ብምብጋስ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከምዘመሓላለፈን ኣንፈት…

ኣሰልጣኒ ራውዳ ዓሊ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ራውዳ ዓሊ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ እቲ ፃውዒት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ደቂ ኣንስት ኣብ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ዚምባብዌ ኣብ…

ቁፅሪ ተረባሕቲ ፅሩይ መስተ ማይ 74 ሚሊየን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓማውቲ ብመሰረት ዝተሰርሐ ስራሕ ቁፅሪ ተረባሕቲ ፅሩይ መስተ ማይ 74 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ኣባል ማእኸላዊ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢታፋ(ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ…