ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዓበይቲ ውሳነታት ዝውሰነሉ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Jan 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዓበይቲ ውሳነታት ዝውሰነሉ ኢዩ ክብሉ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ከምዘመሓላለፈ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ካቢኔ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ዓመት 6ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ዲፕሎማሲ እታ ሃገር ኣብ ግምት ዘእተወ ሕቶ መሬት ኤምባሲታት…
ስፓርት ቶተንሃም ኣብ ሜዳኣን ኣብ ቅድሚ ደገፍታን ብሌስተር ተሳዒራ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ሰዓት 11 ቶተንሃም ምስ ሌስተር ተራኺበን ብዓወት ሌስተር ሲቲ 2 ን 1 ተዛዚሙ፡፡ ቶተንሃም ኣብቲ ሊግ ካብ ዝገበረቶም 23 ፀወታታት 7 ጥራሕ ዝሰዓረት እንትትከውን÷ 13 ፀወታታት ተሳዒራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንጂማ ዓለም ለኸ ከተማ ንምግባር ዘኽእሉ ዓሰርተ ኣንፈታት ኣቐሚጦም Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2025 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንጂማ ዓለም ለኸ ከተማ ንምግባር ዘኽእሉ ዓሰርተ ኣንፈታት ኣቐሚጦም በዚ ድማ፣- ቡን ብፅሬትን ብስፍሓትን ምፍራይ፤ ብፍላይ ስፔሻሊቲ ቡን ‘ጥሪኝ‘ ምስፍሕፋሕ፣ ፍሉያት ዝራእቲ ኦርጋኒክ ቆፅሊ ሻሂ ብፍሉይ ብራንድ ኣብ ጂማ ምቅንብባር፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ኮር ምብራቕ ኣማራፂ ሰላም ኣብ ልዕሊ ዘይተቐበሉ ዕጡቓት ስጉምቲ ወሲዱ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እዚ ኮር ምብራቕ ኣብዚ ሰሙን ብዝገበሮ ወፍሪ ኣማራፂ ሰላም ኣብ ልዕሊ ዘይተቐበሉ ዕጡቓት ስጉምቲ ከምዝወሰደ ገሊፁ። ኣብቲ ወፍሪ ብዙሓት ምዉታተ ብምግባር ዕጥቂታትን ናውቲ ሎጂስቲክን ክማርኽ ከምዝኸኣለ ማሕበራዊ ሚዲያ ሰራዊት ምክልኻ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ወሃቢ ህፁፅ ምላሽ ፖሊስ ፌዴራል ናብ ዱባይ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ወሃቢ ህፁፅ ምላሽ ፖሊስ ፌዴራል (ስዋት) ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዝተሰናደአ ውድድር ኣወሃህባ ህፁፅ ምላሽ ንምስታፍ ናብ ዱባይ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ንኢትዮጵያ ብምውካል ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ኣብ ዝካየድ ውድድር ኣወሃህባ ህፁፅ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ናይጄሪያ ናይ ነዳዲ ታንከር ፈንጂሩ ብውሑዱ ህይወት 15 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ናይጄሪያ ግዝኣት ኢኑጉ ቤንዚን ዝፀዓነት ታንከር ብዘጋጠማ ሓደጋ ምፍንጃር ሰለስተ ህፃናት ሓዊሱ ብውሑዱ ህይወት 15 ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ምፍንጃር ነዳዲ ዝፀዓነት መኪና ካብ ቁፅፅር ወፃእ ብዝኾነ ኩነታ ምስ ካልኦት 6 ተሽከርከርቲ ብምግጫዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ዕጡቓት ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ብምቕባል ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ዕጡቓት ተመሪቖም። እቶም ዕጡቓት ኣብቲ ክልል ዞባታት ሰሜን ወሎ፣ ደቡብ ወሎ፣ ሰሜን ሸዋ፣ ብሄረሰብ ዋግ ህምራን ብሄረሰብ ኦሮሞን ዓጢቖም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ዕጡቓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ተረባሕነት ዜጋታት ኣብ ምርግጋፅ ጭቡጥ ውፅኢት ኣመዝጊቡ ኢዩ – ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቀዳማይ ጉባኤኡ ብመሰረት ዝኣተዎ ቃል ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ኣብ ምርግጋፅ ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲን ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ኣጋሮን በሻሻን ኣብ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ኣጋሮን በሻሻን ኣብ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም። ካብ መንጎ እቶም ዑደት ዝተገበረሎም ስራሕቲ ልምዓት፥ መገዲ፣ ልምዓት ቆፅሊ ቅመም ሻሂ፣ ጣብያታት ፈልሲ…