Fana: At a Speed of Life!

 ማንቼስተር ሲቲ ምስ ቼልሲ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 23 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ቼልሲ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። እቲ ፀወታ ሰዓት 2፡30 ምሸት ዝካየድ እንትኸውን፥ ሩበን ዲያዝን ጀረሚ ዶኩን ብምኽኒያት መጉዳእቲ…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን “ሄር ኢሴ” ንምስታፍ ድሬዳዋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቱ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን "ሄር ኢሴ" ንምስታፍ ድሬዳዋ ኣቲዮም። "ሄር ኢሴ" ኣብ ዩኔስኮ…

ኢትዮጵያ ንምዕባለ እዚ ቀጣና ግደ መሪሕነታ ትዋፃእ ኣላ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓኣ ካብ ምኽባር ብተወሳኺ ንምዕባለ እዚ ቀጣና ግደ መሪሕነታ ትዋፃእ ኣላ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው፥ ፖሊሲ ርክብ ወፃኢ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓ ዘኽበረ ንቀርኒ…

ስትራቴጂክ ትልሚ ሰለስተ ዓመት ዓውዲ ትራንስፖርት ባቡር ዕላዊ ኮይኑ

ስትራቴጂክ ትልሚ ሰለስተ ዓመት ዓውዲ ትራንስፖርት ባቡር ዕላዊ ኮይኑ ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓቕሚ ትራንስፖርት ባቡር ከዕቢ ዝኽእል ስትራቴጂክ ትልሚ ሰለስተ ዓመት ዓውዲ ትራንስፖርት ባቡር ዕላዊ ከምዝተገበረ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ- ጅቡቲ ታከለ…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ምስ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ንምዝታይ ድልዊ ከምዝኾኑ ክሬምሊን ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ምስ ፕሬዚዳንት ዶናንድ ትራምፕ ንምዝታይ ድልዊ ከምዝኾኑ ክሬምሊን ኣፍሊጣ። ኣቐባሊ ቃል ክሬምሊን ዲሚትሪ ፔስኮቭ፥ ሩሲያ ምስ ትራምፕ ንዝግበር ዘተ ናይ ዋሽንግተን ምላሽ ትፅበ ከምዘላ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት…

ፕሮጀክታት ኣብ ዝተትሓዘሎም ግዘን በጀት ብፅሬት ንኽዛዘሙ ክትትል ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክታት ህንፀት ኣብ ዝተትሓዘሎም ግዘን በጀት ብፅሬት ንኽዛዘሙ ክትትል ምግባር ከምዝግባእ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት መሰረተ ልምዓት ከተማን ትራንስፖርትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣተሓሳሲቡ፡፡ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት 2017…

ዘላቒ ልምዓት ንምስላጥ ብቴክኖሎጂ ምሕጋዝ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዘላቒ ልምዓትን ምዕባለን ንምርግጋፅ ብውፅኢታት ቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣብቲ ክልል ዘላቒ ልምዓትን ምዕባለን ዝጠመተ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ጉባኤ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ፋብሪካ መሕፀቢ ፈሓም እምኒ ልምዓት ዕደና ኢቲ ኣ.ማ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ዞባ ዳውሮ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መሕፀቢ ፈሓም እምኒ ልምዓት ዕደና ኢቲ ኣ.ማ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ፋብሪካ…

ኣየር ወለድ ንሉኣላዊነት ሃገር መስዋእቲ ዝኸፈሉ ሰብ ውዕለታ ሃገር ኢዮም – ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ኣየር ወለድ ንሉኣላዊነት ሃገርን ንኽበሪ ህዝቢን ልዑል መስዋእቲ ዝኸፈሉ ሰብ ውዕለታ ሃገር ኢዮም ክብሉ ኣዛዚ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ሌተናል ጄነራል ሹማ ኣብደታ ገሊፆም፡፡ ሌተናል ጄኔራል ሹማ ኣብደታ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ…

ሓንቲ በጊዕ ሓሙሽተ ሬማ ወሊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ከተማ ደብረ ወርቅ ሓንቲ በጊዕ 5 ሬማታት ከምዝወለደት ተገሊፁ። ዝተወለዱ ሬማታት ክልተ ኣወዳት እንትኾኑ ሰለስተ አጓላት ኢየን፡፡ እታ በጊዕ ቅድሚ ሕዚ እውን ኣብ ሓደ እዋን ሰለስተን ኣርባዕተን ሬማታት ወሊዳ…