Fana: At a Speed of Life!

ብፅሒት ውሽጢ ሃገር ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ 36 ሚኢታዊ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብፅሒት ውሽጢ ሃገር ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ 36 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ፍሬህይወት ኣበበ ተዛሪበን፡፡ ፎረም ፋርማስቲካል ኢትዮጵያ ንምጥያሽ ዝዓለመ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ፡፡ እተን ሚኒስትር ዴኤታ ኣብቲ መድረኽ÷ ብፅሒት ፍርያት…

ተመሓይሹ ኣብ ዝወፅአ መቆፃፀሪ ደምቢ ትራፊክ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣኽሱም ተመሓይሹ ኣብ ዝወፅአ መቆፃፀሪ ደምቢ ትራፊክ፣ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። እቶም ተሳተፍቲ ካብ ኩለን ወረዳታትን ከተማታትን ክልል ትግራይ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ፖሊስ ትራፊክ እንትኾኑ፥ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ስልጠና ኢዩ ይወሃቦም ዘሎ።…

ብሄራዊ ፓርክታት ካብ ዝጎብነዩ በፃሕቲ ልዕሊ 62 ሚሊየን ብር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 74 ሺሕ በፃሕቲ ውሽጢ ሃገርን ናይ ወፃኢ ቱሪስታትን ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ብሄራዊ ፓርክታት ዑደት ገይሮም፡፡ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ብሓፈሻ 62 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀት መንደር መንበሪ ኣባይቲ ኣያት ካሳንቺስ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ህንፀት መንደር መንበሪ ኣባይቲ ኣያት ካሳንቺስ ኣጀሚረን። እቲ ኣባይቲ ብመንግስቲን ውልቀን ብምትሕብባር ዝህነፅ እንትኸውን፥ ቁፅሩ 13 ሺሕን 752 ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ውሽጢ 18 ኣዋርሕ…

ዋጋ ሸርፊ ገንዘብ ሃገራት ወፃኢ ዓዲታት ብዕዳጋ ንክውሰን ምግባሩ ወሳኒ ሪፎርም ኢዩ-ኣይተ ኣቤ ሳኖ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋጋ ሸርፊ ገንዘብ ሃገራት ወፃኢ ዓዲታት ብዕዳጋ ንክውሰንን ብስርዓት ንክምራሕን ምግባሩ ወሳኒ ሪፎርም ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ገሊፆም። “ዋጋ ገንዘብ ሃገራት ወፃኢ ብዕዳጋ ንክውሰን ምግባሩ ዘለዎ ኢኮኖሚያዊ…

ኢትዮጵያን ቻይናን ዘለወን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ዘለወን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ቻይና ላን ፋ ኦንን ምክትል ኣቦ መንበር ብሄራዊ ልምዓትን ኮሚሽን ሪፎርምን ዘቲዮም። እቲ ዘተ ብቐንዱ ኣብ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ  ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ  ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን ከምዝተጀመረ ቢሮ ገብርና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ 3 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ዕቀባ ሓመድን ማይን ከምዝካየደሉ ተሓቢሩ። ኣብቲ ክልል ኣብ ኩሎም ከባቢታት እቲ ስራሕ ብዕዉት…

ወ/ሮ ስመኝ ውቤ ዋና ሓባሲት ንብዓት ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ብምዃን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ወ/ሮ ስመኝ ውቤ ዋና ሓባሲት ንብዓት ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ብምዃን ብኣብዝሓ ድምፂ ተመሪፀን። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ፥ ምክትል እቲ ትካልን ሓባሲ ንብዓት እቲ ዓውዲን ብተመሳሳሊ መርሚሩ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ…

ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሸኮ ” ቲከሻ ቤንጊ” ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሸኮ " ቲከሻ ቤንጊ" ኣብ ከተማ ቴፒ ይኽበር ኣሎ። ቲከሻ ቤንጊ ዝተዘርአ ኣዝርእቲ ካብ ተፈጥሮኣዊ ሓደጋ ሓሊዩ ብምብፅሑ፣ ዝተሰቐለ ጎዶ ፍሪያት ብምሃቡን ኣብ ሰላም እቲ ከባቢ ብምንጋሱ ንፈጣሪ ምስጋና ዝቐርበሉ በዓል ኢዩ።…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ዓመፅቲ ሑቲ ብግብረ ራዕዲነት ንክፍረጁ ትእዛዝ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዓመፅቲ ሑቲ ዳግም ብግብረ ራዕዲነት ንክፍረጁ ትእዛዝ ሂቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ሰሜናዊ የመን ዝንቀሳቐሱ ዓመፅቲ ሑቲ ኣብ ናይ ወፃኢ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ንክካተቱ ኣብ ዝእዝዝ ረቂቕ ፖሊሲ ምፍራሞም ተገሊፁ።…