ናይ ነዊሕ እዋን ምሕዝነት ኢትዮጵያን ሩሲያን ብቁጠባዊ ሃፍቲ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ነዊሕ እዋን ምሕዝነት ኢትዮጵያን ሩሲያን ብቁጠባዊ ሃፍቲ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።
ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ብኣዶ መምበር ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴራል ሩሲያ ጉባኤ ቫለቲና ማትቬንኮ ምስ…