Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ኤር ባስ ስምምዕነት ኣገልግሎት ፅገና ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ኤር ባስ ናይ ሸውዓተ ዓመት ስምምዕነት ኣገልግሎት ፅገናን ተተሓሓዝቲ ፅገናታትን ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ኩባንያ 24 ንዝኾና A350 ከምኡ እውን A350-900ን A350-1000 ሞዴል ኤር ባስ አውሮፕላናት ኣገልግሎታት…

መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ተዛዚሙ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ ብዛዕባ እቲ ጉባኤ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ…

ኢትዮጵያ እናመዝገበቶ ትርከብ ዕቤት ናብ ትካል ንግዲ ዓለም ንኽትፅምበር በሪ ዝኸፍት ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እናመዝገበቶ ትርከብ ዕቤት ናብ ትካል ንግዲ ዓለም ንኽትፅምበር በሪ ዝኸፍት ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ዋና ተደራዳሪ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ሓዊሱ ኣባላት ኮሚቴ ተደራዳሪ…

ዳይሬክተር ዩኤን ዲፒ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ንኢደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዳይሬክተር ዩኤን ዲፒ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣሁና ኤዚያኮንዋ ዘቲየን። እተን ዳይሬክተር፥ ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ ምቹእቲ ንምግባር ኣብ ዝተጀመረ ስራሕቲ መሊስካ ምልማዕ ምንኣደን እተን ከንቲባ ኣብ…

ጥምረት መፍትሒ ዘላቒ ልምዓት ሕቡራት መንግስታት ናይ ኣፍሪካ ቢርኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጥምረት መፍትሒ ዘላቒ ልምዓት ሕቡራት መንግስታት ናይ ኣፍሪካ ቢርኡ ኣብ ትሕቲ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ። እቲ ቢሮ፥ ስራሕቲ መፅናዕቲን ምርምርን ብምክያድ ንመውፃእቲ ፖሊሲ እታዎት ዝኾኑ ሳይንሳዊ መፍትሒታት ከምዘቕርብ እውን ተገሊፁ።…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ኣንጄላ ሬይነር ጋር ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣካይዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ ሎሚ ምስ ምክትል…

ጉባኤ እቲ ሕብረት ንከተማና ድምቀትን ምንቕቓሕ ኢኮኖሚን ፈጢሩ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንከተማና ድምቀትን ምንቕቓሕ ኢኮኖሚን ፈጢሩ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብድምቀት እናተኻየደ ፀኒሑ ትማሊ ምሸት ተዛዚሙ፡፡ ከንቲባ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ከተማታት ዢያሜንን ሳኦፖሎን ልዕሊ 33 ሺሕ ቶን ፅዕነት ከምዘጓዓዘ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ከተማታት ዢያሜንን ሳኦፖሎን ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመታት ልዕሊ 33 ሺሕ ቶን ናይ ፅዕነት ኣቑሑት ከምዘጓዓዘ ኣፍሊጡ፡፡ ኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን እቲ መገዲ ኣየር ናብ ከተማታት ዢያሜንን ሳኦፖሎን ኣገልግሎት…

8ይ ፎረም ቢዝነስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)8ይ ፎረም ቢዝነስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ፎረም “ካብ ዝላ ናብ ምዕባለ፤ ዞባዊ ዓቕሚ ምትእስሳር እታወት ኣፍሪካ ምጥንኻር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ…

ሚኒስቴር ፍትሒ ዝህቦም ኣገልግሎታት ብዲጂታል መለለዪ መንነት ጥራሕ ንክኾኑ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ዝህቦም ኣገልግሎታት ብዲጂታል መለለዪ መንነት ጥራሕ ንክኾኑ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኣብ ሚኒስቴር ፍትሒን ተፀዋዕቲ ትካላትን ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ብሄራዊ መለለዪ ማንነት ጥራሕ ምግባር ዘኽእሉ ቅድመ ምድላዋት ይስርሑ ከምዘለዉ…