Fana: At a Speed of Life!

ዘበን ስራሕ ኮሚሽን ዘተ ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼብኡ ፀብፃብ ስራሕ ሰለስተ ዓመታት ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ብምምርማር ነቲ ኮሚሽን ናይ 1 ዓመት ተወሳኺ ዘበን ስራሕ ሂቡ። ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ እቲ ባይቶ ከይዲ ስራሕ እቲ ኮሚሽን ድሕሪ…

ልኡኽ ዓለም ለኸ ርክብ ፓርቲ ኮሚኒስት ቻይና ኣብ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዑደት ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኽ ዓለም ለኸ ርክብ ፓርቲ ኮሚኒስት ቻይና ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዑደት ኣሳሊጡ። እቶም ኣባላት ልኡኽ፥ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ስራሕ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው…

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ከምዝነበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዙሓት ኣጋይሽ ዉት ብዝኾነ መገዲ ዘተኣናገደ ከምዝነበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ብርቱኳን ኣያኖ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ እቲ ጉባኤ ኢትዮጵያ ደሚቓ…

ዘበን ስራሕ ኮሚሽን ዘተ ንክናዋሕ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘበን ስራሕ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ንክናዋሕ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሓቲቶም። እቶም ኣባላት እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ንሃገራዊ ዘተ ዝሕግዙ ምትእኽኻብ ኣጀንዳታት ሓዊሱ ብዙሓት ተግባራት ከምዘካየደ ገሊፆም። ብመሰረት እዚ…

ኣብ ዕልባት ኲናት ሩሲያ ዩክሬን  ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዕልባት ኲናት ሩሲያ ዩክሬን  ዝዝቲ መድረኽ ልዝብ ኣሜሪካ ሩሲያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ይሳለጥ ኣሎ። ኣሜሪካን ሩሲያን ደሕሪ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ገፅ ንገፅ ተራኺበን እንትዛተያ እዚ ፈላማይ መድረኽ ኢዩ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ…

ዘፈር ውልቀ ኣብ ቱሪዝም ንኽሳተፍ መንግስቲ ብትኹረት ይሰርሕ ኣሎ – ሰላማዊት ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘፈር ውልቀ ኣብ ቱሪዝም ንኽሳተፍ መንግስቲ ብትኹረት እናሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር ብሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ኣሰናዳእነት ኣብ ዝቐርብ ”ኢትዮጵያ ኢን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈፃፅማ ስራሕ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ይሰምዕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ጉባኤ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሰለስተ ዓመት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ይሰምዕ ኣሎ፡፡ ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ዝወገኖም ተግባራት…

4ይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ድሕንነት መገዲ ኣብ ማራካሽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ራብዓይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ሚኒስትራት ድሕንነት መገዲ ኣብ ሞሮኮ ማራካሽ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ መንግስቲ ሞሮኮ ምስ ትካል ጥዕና ዓለም ብምትሕብባር ዘሰናደኦ እቲ አለም ለኸ መድረኽ÷ ዓለም ለኸ መራሕቲ፣ ፖሊሲ መውፃእቲን ሰብ ሞያን ብምትእኽኻብ ኣብ…

ንመላእ ህዝቢ ትግራይ፥ እንኳዕ ንበዓል ለካቲት 11 አብፀሓኩም!

ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ትግራዎትን ፈተውቲ ህዝቢ ትግራይን እንኳዕ ንበዓል ለካቲት 11 አብፀሐኩም። ሃገርና ዘበናት ዘቊፀረት ገዚፍ ታሪኽን ፅኑዕ ፀረ-ባዕዳዊ ወራር መርገፅ ዝነበራን ዘለዋን ሃገር እያ። ኣብ ዝተፈላለዩ ዘበናት፣ ሃገር ናይ ምምራሕ ዕድል ዝረኸቡ መራሕቲ…

ባንኪ ዓለም ስራሕቲ ዘበናዊ ስርዓት ዝርገሐ ትራፊክ ንምሕጋዝ ድሉው ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ባንኪ ዓለም ምክትል ፕሬዚዳንት ዞባ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ምስ ዝኾና ቪክቶሪያ ኳኳ (ዶ/ር) ተዛቲየን፡፡ ምክትል ፕሬዚዳንት ቪክቶሪያ ኳኳ (ዶ/ር) ኣብ ዘተአን÷ ኣብ ስራሕቲ ሰብ ተኮር፣…